ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላዋይ ፀለምቲ ብናይ 2017 ዓም መደበኛ በጀት ኣብታ ወረዳ ዝርከባ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት :ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ግብሪ መንግስቲ ዝከፈለክም :  ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ቅዳሕ ከተሓሓዝ ዝክእል

2 ምስክር ወረቀት ቁፅሪ መለለይ ከፋሊ ግብሪ ዘለኩም ቅዳሕ ከተሓሓዝ ዝክእል

3 ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩሙን ናይ ዘመኑ ዝሐደስኩም ቅዳሕ ከተሓሓዝ ዝክእል

4 ኣብ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ ንእትወዳደሩ ምዝጉባት ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ጥሪ 2017 ዓም ሒሳብ ዘቅረብምሉ መረዳእታ ክተቅረቡ እትክእሉ

5 ናይቲ ኩሉ ዝተሐተ ረቆሒ መረዳእታ ቅዳሕ ምስ መጫረቲ ሰነድ ብፖስታ ዓሺጎም ክተቅርቡ እትክእሉ

7 ዝተመለ መጫረቲ ሰነድ ዋና ብፖስታቨ ዓሺጎም ከቅርብ ዝክእል

8 ተወዳደርቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ጨረታ ናይ ጨረታ መከበሪ መሳርሒ ፅሕፈት 15000 ቅርሺ : ኤሌክትሮኒክስ 15500 : ኣቅሑት ፅሬት  3000 ቅርሺ ብስፒኦ  ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ከትሕዝ ዝክእል

9 ተወዳደርቲ ካብ 14/8/2017 ዓም ጀሚርኩም ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕለዋይ ፀለምቲ ከይዲ ስራሕ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ኣብ ዘተዳለወ ኣብ ግዚያዊ ቦታ ኣብ ስራሕ መዓልቲ እናመፃአኩም ብምዉሳድ ናይ ዋጋ ዝርዝር መሊእኩም ኣብ ከይዲ ስራሕ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ አታዊ ክትገብሩ ትክእሉ

10 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ካብ 14/8/2017 ዓም ክሳብ 30/8/2017 ዓም ሰዓት 400 ኣብ ዘሎ መዓልቲ ዝኣትዉ ኮይኑ ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ 1/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዝ ንተከታታሊ 45 መዓልቲታት ይከዉን

12 ኣብዚ ጨረታ ሰዓርቲ እትኮኑ ተጫረቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ፅሬት ዘለዎ ብመሰረት ዝርዝር መምርሒ ብናይ በዕለኩም መጎዓዝያ ካልኦት ወፃኢታት ብምሽፋን ናብ ወረዳ ላዕላይ ፀለምቲ ከይዲ ስራሕ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ኣብ ግዘያዊ ቤት ፅሕፈት ሽረ እንዳስላሴ ክተርክቡ እትክእሉ

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝርዝር ንብረት 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ   0914775728 /  0987469950   0914519593

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s