ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኲሓ ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ክ/ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ኣቑሑተ ፅሕፈት መሳርሒ፣ኤሌትሮኒክስ፣ ፈርንቸርን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ::

ቁፅሪ ፦ክ/ከ/ኩ/ት/ፋኖር ይፍ/17

ዕለት፦ 14 / 08 /2017 ዓ/ም

ጨረታ ምልክታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኲሓ ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ክ/ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ኣቑሑተ ፅሕፈት መሳርሒ፣ኤሌትሮኒክስ፣ ፈርንቸርን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ::

በዚ መሰረት ነዘም ዝስዕስ ረቋሒታት/መዐቀንታት/ እትማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ንዕድም

1. ናይ2017ዓ/ም ንገዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ግብሪ ዝኸፈለን ክኸውን ኣለዎ

2. መለለይ ግብሪ ቁፅሪ/ቲን ናምበር/ከቅርብ ዝኽእል

3. ናይ 2017 ዓ/ም መቅረብቲ ምዝገባ መለለዪ ካርዲ ከቅርብ ክኽእል

4. ጨረታ ምልክታ ካብ ዝውፅአሉ ዕለት 14-23/08/17 ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ዝካኣል ኮይኑ ዕለት 24/08/17 ዓ/ም ናብ ዝተዳለዎ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ በምግባር ሰዓት 4፡00 ተዓሽጉ ብተመሳሳሊዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫራታይ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት

5. ተጨረቲ ናይጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ፅሕፈት መሳርሒ፣ኤሌትሮኒከሰ፣ንፈርንቸር 3,000.00 ፣ ብናይ ስፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይከዓ ብጥረ ገንዘብ ናብ ባንኪ ሒሳብ ቁፅሪ 1000 ኣታዊ ብመግባር ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ብር 100 ዘይምለስ ይኸውን 1600 539477 424

6. ተጫረቲ ዘድሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ነንበይኑ ብምእሻግ ኦርጅናል ኣብ ሓደ ፖስታ፣ኮፒ ኣብ ካሊእ ፖስታ ብምእሻግ ኣብ ዝተዳለወ ሳንድቕ ምእታው ይካኣል

7. ንኩሎም ሕጋውያን ነጋዶ ክተወዳደሩ ንእደም።

7. ተጫረቲ ወይክዓ ሕጋዊ ወኪላት ብዘይ ምቅራቦም ስነስርዓት ምኽፋት ጨረታኣይተኣናቐፍን ወይ ከይተኸፈተ ዝምለስ ሰነድ ጨረታ ኣይህሉን

8. ናይ ተጫረቲ ሽም፣ ኣድራሻ፣ስልኪ ቁፅሪ፣ፊርማን ማሕተምን ክዓርፎ ኣለዎ

9. ተጫራቲ ጨረታ ዝሰዓረ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽቲ መዓልቲ ሕጋዊ ውዕሊክኣስርን ናይ ውዕሊ መኽበሪ 10% ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል

10. ቤት ፅሕፈትና ክሳብ 20%ናይ ምውሳክን ምቕናስን መሰሉ ሕሉው እዩ

11. ኩሎም ዕድጊታትና በቲ ዝወፀ ስፐስፍኬሽን መሰረት ከቕርብ ዝክእል ክኸውን ኣለዎ

12. ትራንስፖርት ዝምልከት ባዕሉ ሰዓራይ ኣካል ዝሽፍን ኮይኑ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከፍለ ከተማ ኩሓ እቲ ዘሰኣሰረ ንብረት ውዕሊ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ክትኣስሩን ንብረቱ ኣታዊ ክትገብሩን ።

13. እቲ ቤት ፅሕፈት ዘሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ብከፊል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ

ሕሉው እዩ

15. ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914888930ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s