በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ::
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ
- ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር "ኣብሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝር ንዝተመዝገቡ ምኮኑ ዝገልፅ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ::
- ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/05/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ምዉሳድ ዝክኣል ኮይኑ መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ድማ ብር 30 እዩ
- ናይ ተጫረቲ ሽምን አድራሻን ከምኡዉን ማህተም ፌርማን ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ክግለፅ አለዎ::
- ናይ ጨረታ መክበሪ ብ CPO ብር 8000 ከቅርብ ዝክእሉ::
- ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ እንተዘይ ኮይኑ ተቀባልነት የብሉን::
- እቲ ጨረታ ዕለት 19/09/2008 ዓ/ም ሰዓት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 29/09/2008 ዓ/ምÂ 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት::
- ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታል ዋጋ መቅረቢ ብክልተ ቅዳሕ ኮይኑ ነናይ ባዕሉ ኢንቨሎፕ ብዝተዓሸገ ሽመዒ ክከዉን አለዎ::
- ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታልና ዝተዳለዎ ሰነድ ክክዉን አለዎÂ ከምኡዉን ካበ ሆስፒታል ኣብ ዘዉፅኦ ተደላይ ረቆሒታት ዝፀሓፍ ተቐባልነት የብሉን
- ተጫረቲ ሰዓራይ ምኾኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል
- ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ሆስፒታልና ኣታዊ ክግብር ዝክእል ::
- ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ አብ ሆስፒታል መቐለ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብ/ምም /ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 ይከዉን::
- ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ የቅርቡÂ ::
- ቤት ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::
- ካልኦት አብዚ ምልክታ እዚ ዘየተገለፁ ረቓሒታት በመምርሒ ዕዳጋ 125/2003 ዓ/ም መሰረት ተገዛኢ ዝኽዊን ተጫራታይ ::
ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪÂ 03 44 40 02 46Â Â ምሕታትይካኣል::
Backs