መ/ቁ 3878
ምልክታ ጨረታ
ኣፈ/ኸሳሲት፦ ወ/ሮ ሰለማዊት ሓጎስ ኣ/ሻ ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 04
ኣፈ/ተኸሳሲ፦ ኣይተ ጥዑም በርሀ ኣ/ሻ ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 04
መንጎ ዘሎ ናይ ኣፈፃፀም ክርክር መበገሲ ዝኮነ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 04 ብልዕሊ መስግድ ኣብ ዝወስድ መንገዲ ብድሕሪ ገዛውቲ በር ኣግኣዛዊያን ዝወርድ መሰቀለኛ ቦታ ዝርከብ ኣዋሳንኡ፦
| ብምብራቕ፦ መንገዲ | ብምዕራብ ሎታ:- ቁፅሪ 1122 |
| ብሰሜን ፦ ሎታ ቁፅሪ 1125 | ብደቡብ፦ መንገዲ |
ዝዋሰን ጠቅላላ ስፍሓቱ 246 ካ/ሜትር ዝኮነ 4ተ ገዛውትን ዙሪያ መካበቢያን ዘለዎ ሽንት ቤት ዝተደብደቦን ገዛን ቦታን ፤ ናይ ጨረታ መከበሪ ብር 30,000( ሰላሳ ሽሕ) ኣብቲ ቦታ ንዝስየም ናይ ጨረታ ኮሜቴ ከትሕዝ ዝክእል ፣ ናይ ጨረታ ኣሸናፊ ምስ ኮነ ድማ እቲ ዘሸነፈሉ መጠን ገንዘብ በቲ ዕለት ድሕሪ ሰዓት ቐሪቡ ክኸፍል ዝክእል ፣ ክጫረት ዝደሊ ዝኾነ ይኩን ሰብ እንተሃልዩ ብመበገሲ ዋጋ እንተይተገደደ ብዕለ 17/08/2017ዓ/ም እቲ ገዛ ኣብ ዝርከበሉ ቦታ ብኣካል ቐሪቡ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ ብምስዳድ ካብ ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ክሳዕ ሰዓት 6:00 ናይ ቐትሪ ንክጫረት ቤት ፍርዲ ከተማ ዓዲግራት ኣዚዙ ኣሎ።
ከተማ ዓዲግራት ቤት ፍርዲ
ድሕሪት