ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ኣብ ወረዳ ደ/ተምቤን ካብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝመፃ ዘገልግላ ናይ እክሊ ጥሕኖ ወይ መጥሓን ዓብይ ናይ እክሊ ሚዛንን ንብረታት ብሜላ ግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ እናዓደምና
  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 19, 2008 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ጉንበት 29, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: ደጎዓ ተምቤን
  • Bid Document Price:20.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ጉንበት 29, 2008 06:00 Afternoon
  • Wood and Wood Work/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናስን ወደተምቤን ኬዝቲም ንብረት ምምር ካብ ዕለት 17/09/2008 ክሳብ 29/09/2008 ዓም ሰዓት 3:30 ንጉሆ ጀሚሩ ምዉሳድ ትክእሉ

2 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ብዘይብሉ ተምሊኡ ሽምን ፊርማ ተጫራታይ ተገይርሉ ብፖስታ ተዓሺጉ ኣብ ዝባን ፖስታ ሽም ቑስ ፊርማን ተገይርሉ ኣብ ቤት ፅሕትና ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ አታዊ ይገብር

3 ኩነታት እቲ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈትና ንብረት ምም/ር ብኣካል መፅእኩም ምርኣይ ትክእሉ

4 ሰዓራይ ኣብ እዋን ርክክብ ናይ ዝኮነይኩን ወፃእታት ብሰዓራይ ዝሸፈን ምካኑ ተፈሊጡ መወዳደሪ ዋግኡ ይምልእ

5 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ አብ ቤት ፅሕፈትና ት/ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ኬዝቲም ንብረት ምም/ር

6 መኽበሪ ጨረታ ቅድሚ ሳንዱቅ ጨረታ ምክፋቱ ብር 5000 ብጥረ ገንዝብ ወይ ብዝተራገገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእልን

7 መዕደጊ ሰነድ ጨረታ ብር 20 ከፍለኩም ምዉሳድ ትክእሉ

8 ተጫራታይ ካብ ሰዓራይ ምካኑ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ እቲ ንብረት እንተዝይኣልዕሉ እቲ ዝተተሐዞ መክበሪ ጨረታ ዝዉረስ ምካኑ

9 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/09/2008 ዓም ሰዓት 4:30

10 ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 29/09/2008 ዓም ሰዓት 5:00 ተጫረቲ ወይ ተወከልቲ ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

11 ኣብቲ ጨረታ ዕለትን ሰዓትን ዝኾነ ይኩን ሰብ ብተዓዛብነት ክሳተፍ ዝክእል ምካኑ ንዕድም

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ተወሳኪ ሐበሬታ

ብቑ ስለኪ 0343390402 ወይ 0914240592

Backs
Tender Category