ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንብሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብሳምፕል መሰረት ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ ዘመኑ ብኤሌክትሪክ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ዝተሐደሰ ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ተወሰክቲ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክሙን ከምእዉን ጥሪ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለሪሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

6 መክበሪ ጨረታ 20000 ብመልክዕ ስፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፋየይናንሻል ኢንቨሎፕ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቁፅሪ 42 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ

8 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉበ 25 መጋቢት 2017 ዓም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት

9 ሰዓራይ ትካል ብዝተዉሃቦ ዝርዝር መዓቀኒታት ማለት እዉን እስፔስፊኬሽን መሰረት ዘቅርብን መወዳደሪ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ከቅርብ ይግባእ ዝቀረበዉ መዋዳዳሪ ዋጋ ቫት ክምዝተሐወሶ ገይርካ ይዉሰድ

10 ተጫራታይ ብረቆሒ መሰረት እንተሸኒፉ ኦርደር ካብ ዝተዉሃብ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ይኣስር

11 ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ አታዊ ይገብር

12 ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት መዕፃንን መራገፍን ሐዊሱ አታዊ ምስገበረ ሰሩሑ የረክብ

13 ነዚ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ክይዲ ዕደጋ ቢሮ ክፍል ቁፅሪ 42 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

14 እቲ ቢሮ ኣድላይ ኮይኑ እንተረኪብዎ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

  እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344404715

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s