ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ተቁ | ዓይነት ዘርኢ መኖ | መዐቀኒ | በዝሒ | ተጫረቲ ዝመልእዎ ናይ ሐደ ዋጋ | ጠቅላላ ዝመልእዎ ዋጋ |
1 | ላብላብ | ኪ/ግራም | 1000 | Â | Â | Â | Â |
2 | ላሕሚ ዓተር | ኪ/ግራም | 1000 | Â | Â | Â | Â |
3 | ሮዳስ | ኪ/ግራም | 500 | Â | Â | Â | Â |
Â
- አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ መሰረት ብምግባር ንክትሳተፉ ይዕድም
- በቲ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ
- ባዕሉ ተጫራታይ አብ ዝወፀÂ እስፐስፊኬሽን ምዉሳክ ምቅናስ ምስራዝ አይከኣልን
- እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
- ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 50 /ሓምሳ ብር/ ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድÂ ካብÂ ቤ/ ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ እቲ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 15/09/2008 ዓ/ም ክሳብ 29/09/ 2008 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡነÂ ብሰምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃእ ነዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 30/09/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኮይኑ በዚ ዕለትሰዓት 9:00 ድማ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉለ ይክፈት መክፈቲ ቦታኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን::
- ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 3000/ ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ::
- እቲ ግለፂ ጨረታ ናይ በዓለ ዋና ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ
- ተጫራታይ መፅዓንን መራገፍን ትራንፖርት ሓዊሱ ናብ ወ/ቆላ ተምቤን ቤ/ት ፅ/ት ሕ/ገ/ልምዓት ከብፅሕ ዝክእል
- እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ
- እዚ ግልፂ ጨረታ እዚ ከም ሕጋዊ ዉዕሊ የገልግል
- ናይ 2008 ዓም ሙሉእ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን
- ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪÂ /ቲን ካርድ /Â ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽን መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁÂ Â Â 0344460052 / 0344460116
Backs