ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዝምም/ር ግልጋሎት ዝዕል ናይ ሄሮ ኣቺቨር 150 ሲሲ/ሞተር ሳይክል መስዋወጢ ኣቅሑት ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 8, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 9, 2017 03:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቑፅሪ ዕክንም 951/2-3/1/01

ዕለት 04/07/2017 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቑ/ፕሮ- 45

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዝምም/ር ግልጋሎት ዝዕል ናይ ሄሮ ኣቺቨር 150 ሲሲ/ሞተር ሳይክል መስዋወጢ ኣቅሑት ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ኣብዚ ክትወዳደሩ አትደልዩ ሰብ ትካላት/ብንገዲ ዘርኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቓድ8 ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሱ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰስስቲሹ _ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መገስፂ ብምትሕሓዝ መሲእኩም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት 04/07/17 ዓ.ም ክሳብ 08/07/2017ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ዴገባሕ፡፡ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕስት 09/07/2017 ዓ/ም ስዓት 3፡30 ዝኸፈት ምዃና ንገስፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናስ ክኸውን ኣስዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነበረ 6ተ ወርሒ ውዕሊ ኣብ 3ተ ናይ ስራሕ ማዕስቲ ከእሰር ይገባሽ ኣብ ውሽጢ ሓደ ማዓልቲ ሰርሑ ከቅርብ ዝኽእል

4. ብናይ ባዕስ ትራንስፖርት ንብረት ከርከብ ዝኽእል

5. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ገዜ ውሽጢ ከተርክቡትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመስሉ ደገባሽ ሳዓራይ ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካስ ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉስአላች ተሓታቲ ይኸውን

6. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይገበር

ንዝደስ ሓበሪታ ብሕካል ወደ ብሰስኪ ቑፅሪ 0914106936 ምሕታት ይካሽስ

7. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምስክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7ተ ስራሕ መዓልቲ ጥራሕ ይኸውን

8. መምስሊ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ዝምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅእኩም ውሰዱ

9. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዳደ/ሰ/ሩይ/ን/ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ ፕሮፎርማ ምውሳድ ይካኣል ብሙሉእ ወይ ብኽሩስ ናይ ምስራዝ መሰስ ዝተሓስወ እዩ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s