ኤስ ኦ ኤስ ህጻናት መንደር ፕሮግራም መቐለ አብ 2017 በጀት ዓመት ናይ ምግቢ ዓይነታት ንዝተፈላለዩ ናይ ትካልና ሰራሕቲ ዘገልግሉ ብብርኪ ክልል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 12, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 130,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 12, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዕለት: 02/07/2017 ዓ/ም 

ቁፅሪ: አስተ 220/03/2025

ምልክታ ጨረታ ቁዕሪ 04/2017

ኤስ ኦ ኤስ ህጻናት መንደር ፕሮግራም መቐለ አብ 2017 በጀት ዓመት ናይ ምግቢ ዓይነታት ንዝተፈላለዩ ናይ ትካልና ሰራሕቲ ዘገልግሉ ብብርኪ ክልል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሕታት እንተነኣሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ተጫረቲ መምርሒ ክተማልኡ ይግባእ።

1. በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘይሃሰሰ ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል፡

2. ናይ ግብሪ ከፉላይ መለለይ ቑፅሪ TIN _ ሰርተፊኬት ዘይሃሰሰ ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል፡ ንተወሳኺ እሴት፤ታክሲ /VAT/ ዝተመዝገበ ኮይኑ VAT ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ናይ 2017 ዓ.ም ዣት ድክላሬሽን ዘይሃሰሰ ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል፡

3. በቲ ዘርፊ ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምኻኑን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ምስክር ወረቐት ዘይሃሰሰ ሓደ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል፡

4. ብተጫርቲ ዝቕርቡ ስነዳት ህጋዊ ማህተምን ፊርማን ዝዓረፎ ክኾን ይግባአ

5. ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ ኣብ ዉሽጢ 7' ናይ ሰራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ብዉዕሉ መሰረት አብቲ በጀት ዓመት ዝጥየ እብቲ ዝርዝር ዝተቐመጡ ናይ ምግቢ ዓይነታት ናብ ቤት ዕዮና ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፡

6. ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታን ካብ ቤት ዕዮና ካብ ዕለት 03/07/2017 ዓ/ም ክሳብ 12/07/2017 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዚያት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቕራብ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ክትወዳደሩ ትኽእሉ፡

7. ተጫራቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኽበሪ ሰነድ ጨረታ 130,000.00 ቅርሺ ብሽም SOS Children's Village ብCPO ናብ ዝተዳለወ ናይ ቤት ዕዮና ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ወይ ድማ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ከቅርብ ዝኽእል፡

8. ሰዓራይ እቲ ዘቕርቦ ናይምግቢ ዓይነት ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስ ተረጋገፀ ጥራሕ ክፍሊት ዝፍፀም ይኸውን።

9. እቲ ጨረታ ዕለት 12/07/2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡00 ድ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ኣብ ቤት ዕዮና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።

10. ቤት ዕዮና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

11. እቲ ጨረታ ምስ ተኸፈተ ቤት ዕዮና ናይቲ ንብረት መጠን ክሳብ 20 ክቕንስ ክውስኽ ይኽእል እዩ፡፡

12. ዝሰዓረ ተጫራታይ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት እቶም ናይ ምግቢ ዓይነታት ክቕርብ ዝኽእል

13. ዝዕደጉ ናይ ምግቢ ዓይነታት መምሎኢ ዋጋ ከምዝዕብ ቀሪቡ ኣሎ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s