ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይቅነጣል ንሓደሽቲ ዝስፋሕፋሐ መንደራት ዝዉል ኮንኮሪት ፖል ማለት እዉን ዓምዲ መብራህቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ክዕድም ይደሊ

1 ዝርዝር መግለፂ እቲ ጨረታ ዝምልክት ቀዳማይ ኮንኩሪት ፖል ማለት ዓምዲ መብራህቲ ባዕል ሰለሰተ ዳን ሸሞንተ ሜትሮ በዝሒ ሰማንያን ሸሞንተን : ካልኣይ ኮንኩሪት ፖል ዓምድ መብራህቲ ባዕል ሓሙሽተ ዳን ሸሞንተ ሜትሮ በዚ መሰረት እዞም ቀፂሎም ዘለዉ ዝተገለፁ ረቆሒት እተማልኡ ሕጋዊን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

1 በቲ ዘፈር ቃድ ንግዲ ዘቅርቡን ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዶም ዘሐደሱን ክክኑ አለዎም

2 ብመቅረባይነት ዝተመዝገቡ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ከፈልቲ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተመዝገብቲ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝኮኑን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን

5 ከምእዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳዝ ዝገበርሉ ማለት እዉን ዲክላር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

6 መከበሪ ዉሕስና ብጥረ ገንዘብ 20000 ቅርሺ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ጨረታ ዝሰዓሩ ተጫረቲ ዉዕሊ ንክኣስሩ ካብ ዝተአወጀ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ቀሪቦም ናይ ዝሰዓርዎ 2 ሚእታዊ ዉዕል ብምትሓዝ ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ አለዎም

8 ተጫረቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ 3/7/2017 ዓም ክሳብ 12/7/2017 ዓም ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይቅነጣል 1000 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

9 ጨረታ 12/7/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት

10 ጨረታ ምስትከፈተ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን20 ተከታታሊ ናይ ስራሕመዓልቲ ጥራሕ ይከዉን

11 መተሐሳሰቢ ሰዓራይ ዉዕሊ ምስኣሰረ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ጥራሕ ንብረት ከረክብ አለዎ

12 ፅሬት እቶም ፖላት ብብ በዓል ሞያ ብምርግጋፅ ቁቡል ዝገብር የከዉን

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቢ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s