ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ኣዲስ ጎማ ምስ ካላማደርያኡ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 13, 2008 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጉንበት 23, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጉንበት 23, 2008 06:00 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

በዝሒ 50

ክማእኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

1 ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኹምን

2 ቲን ረጂስተር ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ዘመኑ ሓዱሽ ሰርትፊኬት ዘለኩም

4 VAT ተመዝገብቲ ዘኮንኩም

5 ተጫረቲ ብቢሮ ንግድን ኢንዱስትረን ዝርዝር መቅረብቲ ዝትመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ዘቅርቡ

6 ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ እተቅርብዎ ዝርዝር ሰነድ ዋጋ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖሰታ ንጨረታ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ብምእታዉ ክትወዳደሩ ትክእሉ

7 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ብዝትፈለጠ ባንኪ ብዝተዉሃበ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

8 ንዝተትሓዘ መከበሪ ጨረታ ሽዑንሹዑ ይምለሰሎም

9 እቲ ጨረታ 23 ግንቦት 2008 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ሰዓት ናይ ንጉሆ ዝክፈት ምኻኑ እናሐበርና ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ተተረኪቦም ይምረፅ

ቫት ተመዝገብቲ ናይ ወርሒ መጋቢት ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

ሰነድ ጨረታ ዝዳለወሉ ቃንቃ ብትግርኛ ክከዉን አለዎ

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ ተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344451887 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Backs
Tender Category