ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ሽቃቅ ሽቃቀ ዝዉዕል ስራሕቲ ኣሉሚኒየም ማተሪያል ምስ ምግጣም ሞያ ሓዊሱ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 15, 2017 (25 Days)
  • Closing Date: ሰሉስ የካቲት 25, 2017 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:20000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ የካቲት 25, 2017 04:00 Morning
  • Aluminium Products and Works/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዝሐዘ

3 ዝተሐደሰ ወረቀት መቅረባይነት ምስክር ከቅርብ ዝክእል

4 ተወሰክቲ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክምሉን ናይ ወርሒ ጥሪ ሒሳብ ዘፍለጥክመሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ  ካብ ክፍሊ ቁፅሪ 42 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

6 መክበሪ ጨረታ ብስፒኦ 20000 / ዒስራ ሽሕ / ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻል ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ

8 ጨረታ ካብ 25 የካቲት 2017 ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት

9 ተወዳዳሪ ትካል ብዝተዉሃቦ ዝርዝር መዓቀኒታት ማለት እዉን እስፔስፊኬሽን መሰረት መወዳደሪ ትክክለኛ ዋጋ ከቅርብ ይግባእ

10 ኣብ መወዳደሪ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ከይሓወሰ ዘቅረበ ተጫራታየ ተወሳኪ አሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ከምዝሓወሰ ይዉሰድ

11 ተጫራታይ ብረቆሒ መሰረት እንተስዒሩ ኦርደር ካብ ዝተዉሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ይኣስር

12 ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 35 መዓልቲ መፅዓንን መራገፍን ሓዊሱ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ንብረት አታዊ ምስገበረ ሰሪሑ የረክብ

13 እቲ ቢሮ ኣድላይ ኮይኑ እንተረኪብዎ ኣብቲ ጨረታ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይድማ ክንኪ ይክእል እዩ

14 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344404715 

Backs
Tender Category