ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ሓየሎም ካብ መቀባር ደብርቺ መቀብር እስላም ናብ ሊዝ ዕደላ ብዕድጋ ቁፅሪ ዓድዋ /Cw/RGV/02 /17 ናይ ፀፀር መንገዲ ስራሕቲ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተኮናተርቲ ደረጃ 7ንልዕሊኡን ዝኮንኩ ተጫረቲ ክትሳተፉ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1000.00
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2000.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2017 ዝተሐደሰ ንናይ ንግዲ ምዝጋበ ምስክር ወረቀትን ፍቃድ ንግዲ ስራሕን ናይ ተኮነተራያንት ደረጃን መቅረባይነት ዝገልፅ ምስክር ወረቀት ናይ ግበሪ ከፋላይ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ናምበር ቁፅሪ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስን ምስክር ወረቀትን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለሪሽን ከማልእ አለዎ

2 ተጫረቲ ደረጃ ብርኪ ሸዉዓትን ልዕሊኡን ዝምልክት ኮይኑ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ፕሮጀከት ክጫረቱ ይክእሉ እዩም

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ናይ 60 መዓልቲ 1000 / ሐደ ሽሕ ቅርሺ / ከቅርቡ አለዎም

4 ተጫረቲ ናይቲ ዝተጫረትሉ ስራሕቲ ኣብ ዉሽጢ 90 ተከታታሊ መዓልቲ ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሙ ከረክብ አለዎ

5 ጨረታ ሰነድ ካብ ለካቲት 5/2017 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ቢሮ ቁፅሪ 3 ኣደላይ መረዳአታን ዘይምለስ 2000 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ እዩም

6 ተጫረቲ ናይቲ ዝተጫረተሉ ፕሮጀከት መረዳእታ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ናይ መወዳደሪ ዋጋን ናይ ጨረታ መክበሪ ሐደ ዋና ቴክኒካልን ሐደ ቅዳሕ ናይ ጨረታ መከብሪ በበይኖም ተዓሺጉም መሊሶም ኣብ ሐደ ዓብይ መዓሸጊ ተዓሺጎም ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ አደራሽ 5/7/2017 ዓም ክሳብ ሰዓተ 3:00 ሰዓት ንጉሆ ብኣካል ብምቅራብ ከእትዉ አለዎም

7 ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ቅጥዒታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ መረዳእታ ፈሪሞምን ሓቲሞምን ቅደም ሰዓብ እቲ ደኩመንት ከምቲ ክሽየጥ ዘሎ ዝነበረ ኮይኑ ክቀርብ አለዎ

8 ኩሎም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ 5/7/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ኣዳራሽ ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s