ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ካብ ምምሕዳር ፋይናስን እቶት ልምዓት ከይዲ ሰራሕ ወረዳ ራያ ጨርጨር ምምሕዳር ፋይናንስን እቶትን ልምዓት ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ወረዳ ራያ ጨርጨር ኣብ ከይዲ ስራሕ 2017 ዓም በጀት ዓመት ካብ FRSP ብዝተረከበ ሐገዝ ኣብ ጣብያ ሉሉጋ ሰለሰተ ማንዋል ድሪሊንግ እንጎይ ሜዳ ስራሕ ንምስራሕ ኣብ ዝኮነ ዓይነት ብርኪ ፍቃድ ዝርከቡ WWC ትካላት ንግዲ ንማይተንከፍ ስራሕቲ ኮንስትራክሽን አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ብርኪ መረዳእታ ወረቀት ምዝገባ ንግዲ መረዳእታ ወረቀትን ፍቃድ ነግድን ናይ ኮንስትራክሽን ተኮናተራይነትን ካርዲ ምዝገባን ናይ ከፋሊ ግብሪ መረዳእታ ወረቀት መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ወይድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ተመዝጋቢ እንተኮይኖም ምዝገባ መረዳእታ ወረቀትን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ድክረሸነ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ተጫረቲ ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ልምዓት እቶትን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ዝተዳለወ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ 5/6/2017 ዓም ክሳብ 12/6/2017 ዓም ብኣካል ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ዝመለእዎ ዋጋ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ፕሮፎርማ መከብሪ ሰነድ ብዝተፈላለየ ፖፐስታ ምስ ዓሸጉ ዝተዓሸጉ ክልተ ዓይነት ፖስታ ኣብ ካሊ ዓብይ ፖስታ ብሐደ ብምዕሻግ ዝጫረትሉ ሽም ፕሮጀክት ኣብቲ ዓብይ ብዝርአ ቀለም ብምፅሓፍ ነፕሮፈርማ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ 12/6/2017 ዓም ብኣካል ወይድማ ብሕጋዊ ወኪሎም ምእታዉ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ነቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብትኩረት ተረዲኦም ነቲ ወጋ ኣብ ፕሮፎርማ ምስ መልኡ ፊርሞምን ማሕተሞምን ዝወስደዎ ሰነድ ዋላ ሓንቲ እንተይኣጎደሉ ከቅርቡ አለዎም

5 እዚ ናይ ጨረታ ፕሮፈርማ ኩሎም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ 12/6/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓሽጉ ልክዕ ሰዓት 4:30 ኣብ ወረዳ ራይ ጨርጨር ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ልምዓት እቶትን ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ይክፈት

6 መክበሪ ጨረታ ብር 15000 ብቤሄራዊ  ባንኪ ኢትዩጰያ ኣብ ዝተፈቀደሎም ባንኪታት ወይድማ ፋይናንሳዊ ትካላት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ስፒኦ ከቅርቡ አለዎም

7 ሰዓራይ ናይዚ ጨረታ በቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚእታዊ ቅድመ ክፍሊት ንክክፍል ሰዓራይ እቲ ጨረታ ተመጣጣኒ ዝኮነ ዉሕስን ከቅርብ ይግብኦ እንተዘይኮይኑ ግና እቲ ቤት ፅሕፈት ንምክፋል ኣይግደድን

8 ካብ 2012 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ ሐደ ሚለዩንን ልዕሊኡን በጀት ዘለዎ ማይ ተንከፈ ስራሕቲ ዝሰርሐ ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ይክእል እዩ ማለት እዉን ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ኮንትራክተራት ካብ ዝሰርሕሉ ቤት ፅሕፈት ዘድሊ ሕጋዊ ሰነድ ወይድማ ደኩመንት ፋይናል ፓይመንት ወይ ፕሮፊሽንል ኣክሰፕትድ ደኩመንት ደብዳቤ ኢሉ እዉን ዘድልዩ ሕጋዊ መረደእታት ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎ

9 ነዚ ስራሕ ዝድልዩ ማሽነሪታት ድሪሊንግ ማሽን ኤክሳካቨራት ጀነሪተር ሴት ኮምካተርን ቫይቬሪተርን ከቅርቡ ዝክእሉ

10 ሰዓራይ እዚ ጨረታ ዝከዉን ቴክኒካሊ ካብ ጠቅላላ ዝሐለፉ ዉሽጢ ዋጋ ዝተሐተተ ከከዉን አለዎ

11 ብመምርሒ ድሕነት ዓለም ስለ ከባቢያዊ ሕብረተሰብን ኢሉእዉን ንግዝያዊን ቀወምቲ ሰራሕተኛታት ጠቅላላ ግንዛበ ምዕበይ ስልጠና ብኣካትኩም ስለዝዉሃብ እዚ እዉን ኣብ ግምት ብምእታዉ ሰነድ ናይቲ ጨረታ ክተመልእ ከምዝግባእ ካብ በሕዚኡ ክንገልፀልኩም ንፈቱ

12 ሰዓራይ ጨረታ ፈለማ ካብ ሰለስቲኦም ነቲ ሐደ ሰሪሑ ከርኢ ይግባእ ማለት እዉን ናይቲ ሐደ ዉፅኢት ብማህንዲስ ተራኢዩ ዝተረፈ ዉፅኢት ስራሕ በቲ ዝተረኣየ ቀዳማይ ስራሕን ዉፅኢቱን መሰረት ወሳነ ዝወሃቦ እዩ ዝከዉን

13 ኣብዚ ድማ ክስረሖ ዝግቦኦ ስራሕቲ ማሽን ኮዕቲ ማይ እዩ ካብዚ ወፃኢ ዝስርሑ ስራሕቲ ካብ ትእዛዝ መሃንዲስ ወፃኢ ማለት እዉን ዝስርሑ ስራሕቲ ዕድጊት ንብረትን ስራሕቲ መጎዓዝያ ኢሉእዉን ካልኦት ተመሳሳሊ ስራሕ ዘይንቅበል ምካና ካብ በሕዚኡ ክትፈልጡ ይግባእ

14 ተጫረቲ ሳይት ፕሮጀክት ካብ ዝተረክበሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 15/9/2017 ዓም ሙሉእ ብሙሉእስርሖም ወዲኦም ከረክቡ አለዎም

15 ተጫረቲ ፕሮፎርማ ናይዚ ሰነድ ካብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ቤት ፅሕፈት ፋይናንስን ክይዲ ሰራሕን ዕድጊት ብር 500 ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ

15 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መመረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ   0914119551 0914200772  0930629035

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s