ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ኤለክትሮኒክስ :ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ፈርኒቸር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ክማእኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

1 ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኹምን

2 ቲን ረጂስተር ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ዘመኑ ሓዱሽ ሰርትፊኬት ዘለኩም

4 VAT ተመዝገብቲ ዘኮንኩም

5 ተጫረቲ ብቢሮ ንግድን ኢንዱስትረን ዝርዝር መቅረብቲ ዝትመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ዘቅርቡ

6 ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ እተቅርብዎ ዝርዝር ሰነድ ዋጋ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖሰታ ንጨረታ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ብምእታዉ ክትወዳደሩ ትክእሉ

7 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ንኤለክትሮኒክስ 3000 ቅርሺ ንመለዋወጢ አቁሑት መኪና 3000 ቅርሺ ንፈርኒቸር 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ብዝትፈለጠ ባንኪ ብዝተዉሃበ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

8 ንዝተትሓዘ መከበሪ ጨረታ ሽዑንሹዑ ይምለሰሎም

9 ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 2 ግንቦት 2008 ዓም ክሳብ 17 ግንቦት 2008 ዓም ክትወስዱ ትክእሉ

10ዝእቲ ጨረታ 18 ግንቦት 2008 ዓም ሰዓት 2:30 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ሰዓት ናይ ንጉሆ ዝክፈት ምኻኑ እናሐበርና ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ተተረኪቦም ይምረፅ

ቫት ተመዝገብቲ ናይ ወርሒ መጋቢት ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

ሰነድ ጨረታ ዝዳለወሉ ቃንቃ ብትግርኛ ክከዉን አለዎ

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ ተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344451887 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s