ን 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንግልጋሎት ምርምር ዝዉዕሉ ናዉቲ ኮምፒተርን ዝተፈላለዩ ናዉቲ ቤት ፅሕፈት ማለት ዉን ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ምድብ 1 አቁሑት ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን

ምድብ 2 ዝተፈላለዩ አቁሑት ቤት ፅሕፈት ማለት ዉን ፈርኒቸር

ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፋ እትደልዩ ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 3 ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

1 በቲ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ንግድን መቅረባይነትን ናይ 2008 ዓም ዘሐደሰ

2 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብርን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ መጋቢት 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ልዕል ክብሉ Â ዝተጠቀሱ መረዳእታታት ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

4 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ በቢ ሎቱ ከትሕዝ ዝክእል

5 ተጫረቲ ንእትወዳደርሉ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋየናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ካብ 9 ግንቦት 2008 ዓ/ም ክሳብ 23Â ግንቦት 2008 ዓ/ምÂ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዘ ከእትዉ ዝክእሉ።

2 እቲ ጨረታ 23 ግንቦት 2008 ዓ/ምÂ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30Â ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲÂ ወይንከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

3 ንዝበለፀ መምርሒ ተጫረቲ ምስ ሰነድ ጨረታ ሓቢሩ ስለ ዝሽየጥÂ ምርኣይ ይከኣል

4 እቲ ማእከል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪÂ 0347752274Â Â ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።

Backs
Tender Category