1 ከምኡወን ማሽነሪ ንሎደር 70 ሰዓት ንሉሎር ማሽነሪ 64 ሰዓት ንግሬደር ዘድሊ 64 ሰዓት ንሻወር ትራክ ዘድሊ 50 ሰዓት እንትኮን በዚ መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክነስርሕ ስለዝደለና ኣብዚ ክትሳቱ በበዚምልከተኩም ወይም በቢዘርፉክም ክትወዳደሩ እትደሊዩ
2 ብናይ ማሽነሪ ክራይ ንግዲ ፍቃድ ዝወዳደር
3 ተወሳኪ እስት ታክስ ዝተመዝገበ ክኮን ይግባእ
4 ኣብቲ ናይ ደረቅ ፅዕነት ንግዲ ፍቃድ ዝወዳደር እንተኮይኑ ድማ ብዛይ ቫት ክወደደር ዝክእል ምኮኑ እንዳገለፅና ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ንምስታፍ ነዞም ዝስዕቡ ሮቆሒታት ኣማሊእኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
5 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
6 ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቲን ናምበር ዘለዎ ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
7 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ደብተር ዘለዎ ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
8 ብናይ መሺነሪ ክራይ ንግዲ ፍቃድ ዝወዳደር ቫት ወረቅት ምስክር ዘለዎን ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
9 ከምኡዉን ናይ መጋቢት 2008 ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝምልከት ፀብፃብ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
10 ብናይ ደረቅ ንግዲ ፍቃድ ዝወዳደር እንተኮኑ ድማ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዘይተመዝገበ ይክእል ክወዳደር ይክእል እዩ
11 ተወዳደርተ ካብ 8 ግንቦት 2008 ጀሚሩ ክሳብ 23 ግንቦት 2008 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምነ ፋይናነስን ከተማ ሽረ እንዳስላለሴ ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ 21 ብምምፃእ 50 ቅርሺ ዘይምለስ እንዳከፈሉ ክወስዱ ይክእሉ
12 ጨረታ 23 ግንቦት 2008 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሰሊ ዕለት 2008 ዓም ሰዓት 8:30 ባዕለም ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
13 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክብሪ 10000 /ዓሰርተ ሽሕ/ ብጥረ ገንዝብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም
14 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ምኮኑ ምስተገፀሉ በቲ ምምርሒ መሰረት ዉዕሊ ክኣስር አለዎ
15 ሰነድ ጨረንፁር ዝንበብ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ባዕሎመ ፌርማን ማሕተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ይግባእ
16 ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኵን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344444916 ወይድማ 0344442866 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
Backs