- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለ ን 2008 በጀት ዓመት ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ
- ናይ ነጋዳይ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ነምበር ዘለዎ
- ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበ
- ቫትÂ ዝተመዝገበንÂ ናይ ጥቅምቲ መጋቢት 2008 ዓ ም ሒሳቡ ዘፍለጥሉ ከቅርቡ ዝክእሉ
- ልዕል ክብሉ ናይ ዝተጠቀሱ ረቋሕታትመረዳእታ ዋንኡን ሓደ ፎቶ ኮፒኡን ከቅርብ ዝክእል
- ንጨረታ መክበሪ ንዘይሰዓረ ሹዑ ንሹዑ ዝምለስን ንናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት 5000 ቅርሺ ፣ንናዉቲ ፈርኒቸር 5000 ቅርሺ ንናይ ህንፃ መሳርሒ 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ተረጋጊፁ ዝቀረበ ቼክ ከትሕዙ ዝክእሉ
- እቲ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
- ተጫረቲ ዝሰዓሮ ንብረት በቲ ዝተወዳደረሉ ዝርዝር ስፐስፊኬሽን መሰረት ካብ ዉዕሊ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ናብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን Â ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ዝክእል
- ሰነድ ጨረታ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ማእከላይ ዞባ ምምሕዳር ህንፃ ኣብ ምድረሪ ቤተ ይከዉን
- ንሕድሕድ ሎት 50 ቅርሺ ኮይኑ ኣብ ስራሕ ሰዓት መፂእኩም ምዉሳድ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ
- ተጫረቲ ንሓደ ተቅርብዎ ዋጋ መሊእኩም ብሽምኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 1 ግንቦት 2008 ዓ ም Â ክሳብ ዕለት 19 ግንቦት 2008 ዓ ም ሰዓት 3 ፡30 ናይ ንጉሆ ኣብ ናይ መንግስቲ ስራሕ ሰዓትኣብ ከይዲ ስራሕ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 19 ግንቦት 2008 ዓ ም ሰዓት 3 ፡30 ናይ ንጉሆ ይከዉን
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ 19 ግንቦት 2008 ዓ ም ሰዓት 4፡ 00 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ይከዉን ።ኩሉ መዐቀኒ አማሊኡ ብዘይለዉሉ ንክክፈተሎም ዘመልከቱÂ ምትእንጋድ ከምዝከኣል ንገልፅ
- ቤት ፅሕፈትና መማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
- 20 ሚኢታዊ ምቅናስ ወይዉን ምዉሳክ ከምዝከኣል ክፈልጥ ይግባእ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347753263 ብምድዋል ምሕታት ይካአል
Backs