ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ዛላምበሳ ኣብ ከተማ ዓዲግራትን ፋፂን ዝርከባ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ዘፈራትን ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕክ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ኣቅሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

 1 ናይ ተጫረቲ ሽም ፊርም ኣድራሻ ማህተም ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ክህልዉ አለዎ

2 ንናይ ቤት ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ቢሮ ኣቅሑት  ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ናይ 2017 ዓም  ዝተሐደሰ  ፍቀድ ናይቲ ዓዉዲ ስራሕ ቲን ናመበር ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ቫት ዝተመዝገበሉ ወረቀት ምስክርን ቅድም ጨረታ ምክፋቱ ናይ ሰለሰተ ወርሒ ወይድም ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ቫት ዲክለር ዝገበሩን ዝተገናዘበ መረዳእታ ቅዳሕ ከቅረቡ ዝክእሉ

3 ወይ ክዓ ብናይ ፊደራል በዓል መዚ ዕደጋ ንብረትን ከምዝተመዝገበ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ብመሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ክይዲ ስራሕ ምምሕዳርን ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ 200 ብር ብምክፋል ምዉስድ ይከኣል

5 ናይ መከበሪ ጨረታ ብጥረ ገነዘብ በባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ኣብ ኩነታተ ዘይተመስረተን ሌተር ኦፍ ክሪዲት ብምትሓዝ ዝከኣል ኮይኑ ብመሰረት እዚ ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት 6000 ቅርሺ ንናይ ቢሮ ኣቅሑት 5000 ቅርሺ ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 10000 ብር  ብሽም ቤት ልምዓተ እቶት  ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ዛላምበሳ ከትሕዝ ዝክእል ክክዉን አለዎ

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኣታዊ ዝገብርሉ ቦታ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ቀባሌ 03 ልዕል 03 ፖሊስ ጣብያ ኮይኑ ንዓዲ ኣመተ ኪሮስ ኮንደሚንየም መእተዊ መንገዲ ዝርከብ ህንፃ ምምሕዳር ከተማ ዛላምበሳ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንበረት ምምሕዳርን ምካኑ ክትፈልጡ ይግባእ

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/5/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝትረክበሉ ሰዓት 5:00 ይክፈት

8 ጨረታ ዝህብዎ ዋጋ ን 40 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ ካብቲ ዘቅረብዎ ጨረታ ሰነድ ድማ ከረጋገፁ ይግባእ

9 ተጫረቲ ዋጋ እንትመልእ ካብ ዝወሰድዉ ዝርዝር ረቆሒታት ኣብ ዝተዳለወ ቅጥዒ ጥራሕ ክከዉን ብመሰረት እዚ  ተጫረቲ እትመልእዎ ዋጋ  ቫት ዝሐወስ ክትመልኡ አለኩም

10 ዝሰዓረ ተጫረቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ዘቅርብ ምካኑ ክፈልጥ አለዎ

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፈል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0910270081 0904307871

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s