ቢሮ ትራንስፖርትን መራከብን ክልል ትግራይ ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል በቢ መደቡ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 20, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 20, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ


1 ምድብ ሓደ ናይ መኪና ጎማን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ምድብ ክልተ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት በቲ ዘፈር ናይ 2017 ዓምዝተሐደሰ ፈቃድን ንግድን መቅረባይነት ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክምሉ ቅዳሕ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ግብሪ ዝከፈልክምሉ መረዳእታ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ወርሒ ፀብፃብን ከተቅርቡ እትክእሉ

5 ተጫረቲ ንሕድሕድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ትራንስፖርትን መራከብን ክልል ትግራይ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ኣብ ሐበራዊ ኮምፕሌክስ ህንፃ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 171 ካብ ዕለት 5/5/2017 ዓም ክሳብ ዕለት 20/5/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ናብ ዝተዓሸገ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ፖስታኩም ክተእውተዉ ትክእሉ

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ናይ መኪና ጎማን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ምድብ 5000 /ሓሙሸተ ሽሕ ቅርሺ /: ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 3000/ሰለሰተ ሽሕ ቅርሺ/ ብስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ብጥረ ገንዘብ እንተኮይኑ ናብ ሒሳብ ቁፅሪ ባንኪ ንግድ ኢትዩጰያ 1000538971697 ኣታዊ ምግባር ትክእሉ

7 እቲ ጨረታ 20/5/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ኣብ ቢሮ ትራንስፖርትን መራከብን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 171 ይክፈት

8 ተጫረቲ ወይ ወኪላቶም እንተዘይተረኪቡም እቲ ጨረታ ንምክፋት ኣይተዓናቀፍን

9 ሰዓራይ ጨረታ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ ሰለሰተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስረ አለዎ

10 ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ንብረት ዋጋ 10 ሚእታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገነዘብ ብጥረ ገነዘብ እንተኮይኑ ናብ ሒሳብ ቁፅሪ ባንኪ ንግድ ኢትዩጰያ 1000538971697 ኣታዊ ክተገብር እትክእለን ብተወሳኪ ንኣፈፃፅማ ስራሕ ዉሕስና ዘትሕዝ ብቤት ዕዩ ተዳሊዊዉ ዝተዉሃቦ መዓቀኒ ብፅሬትን ብፅሬትን ብግዜን ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 40 መዓልቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ወፃኢ ናብ ቢሮ ትራንስፖርትን መራከብን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ከረክብ አለዎ

11 መወዳደሪ ሰርዝ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ትካል ሽም ኣድራሻን ማሀተምን ፊርማን ክህልዎ ይግባእ

12 ቢሮ ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914222506 /0914759607

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s