ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዝዉዕል ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ፈርኒቸር ዕድጊት ን2017 ዓም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30000.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ 2017 ግብሪ ዝከፈልሉ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : መቅረባይነት ሰርትፊኬት : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ : ምዝጋበ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሐለፈ ሰለሰተ ወርሒ ወይ ቅድሚ  ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ናይ ሐደ ወርሒ 2017 ዓም ሒሳብ ዘወራርድሉ መረዳእታ  ዘቅርብን እንተዘይቅሪቡ ድማ  ካብ ዉድድር ወፃኢ ከምዝኮን ፈሊጥኩም ብዝግባእ ክተቅርቡ ይግባእ

2 ሰነድ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ካብ 2/5/2017 ዓም ምዉሳድ ይክእሉ

3 መከበሪ ጨረታ ፈርኒቸር 30000 / ሳላሳ ሽሕ ቅርሺ/ ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

4 እቲ ጨረታ 16/5/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓተ 4:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም በዘይምርካቦም ሰነድ ጨረታ ከይተከፈተ ዝተረፈሉ ኩነታት ኣይህልዉን

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ዝክእሉ ኮይኖም ኣብ ልዕል እቲ ፖስታ ብግልፂ ዝረአ ዋናን ቅዳሕነ ዝብል ፅሑፍ ክህልዎ አለዎ

6 እቲ ቤት ዕዩ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914767875 ወይ 0914414232 0914747482 መብርሂ ምሕታት ይከኣል

8 እቲ ጨረታ ዝዕፀወን ዝክፈተሉን ባዕል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ዕለት ዝክፈት ይከዉን

10 ኣብ መምሊ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ወይ እወን ንፁር እንተዘይኮይኑ ተቀባለነት የብሉን

11 እቲ ቤት ዕዩ 20 ሚእተዊ ካብ ነብሰወከፈ ነፀላ ግልጋሎት ክዉስክ ወይ ናይ ምንካል መሰል ከምዝለዎ ተጫረቲ ክፈልጡ አለዎም

 12 ኣብ ዝመለእዎ ዋጋ ምስተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ብዘይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምካኑ ከመላክእት አለዎ እንተዘይኮይኑ ግና ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝተመለአ ገይሩ ይዉሰድ

13 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዐሉ መጎዓዝያ ከቅርብ አለዎ

14 ሰዓራይ ትካል ካብ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል ክከዉን አለዎ

15 እዚ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ምስቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝተትሓዘ ስፐሰፊኬሽን ዘሎ ከረጋገፁ አለዎም

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s