ቢሮ ሲቪል ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንቢሮና ግልጋት ፈርኒቸር ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ ጉንበት 4, 2008 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጉንበት 17, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጉንበት 17, 2008 06:00 Afternoon
  • Office Furniture/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ መፍለይ ቑፅሪ ዘለኩም ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም ዝተሐደሰ መረዳእታ ብቅዳሕ ክቕርብ ዝኽእል

2 መኽበሪ ጨረታ

  • ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 3000 (ሰለስተ ሽሕ ብበንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ

3 ዋጋ ሰነድ ጨረታ

  • ዋጋ ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ክወስዱ ዝክእል
  • ሰነድ ካብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ :ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረት ቐዳማይ ደብሪ ቑፅሪ ቢሮ ቁፅሪ 1- 06 ካብ ዕለት 03/09/2008 ዓ/ም 17/09/2008 ዓ/ም አብ ዘሎ ጊዜ ምግዛእ ትኽእሉ

 4 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኽፈተሉን ዕለት

  • ንዉፅኢት ሕትመት ዕለት 17/09/2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅየ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኽፈት

 5 ሰዓርቲ ዘሸነፍዎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቢሮና አታዊ ይገብሩ

 6 ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

 7 ቢሮና ካብ ዝዕድጎም ኣቑሑት ከም አድላይነቱ 20% ምውሳኽ ወይ ምቅናስ ይኽእል እዩ

 8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

 8 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ ቑ 03 44 40 94 26 /03 44 40 24 31 ምሕታት ይካኣል እዩ

Â

Backs
Tender Category