1 ናይ ዘመን 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ : መቅረባይነትን ሰርተፊከት: መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበርን : ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ወረቅት ምስክር : ክሳብ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 እሴት ታክስ ዲክለረሸን ዘቅርብ
2 ዝተዳለወ ዝርዝር መረዳእታ ማለት እዉን እስፔስፊኬሽን ካብ መደባኛ ጉጅለ ዕደጋ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 15/4/2017 ዓም ክሳብ 7/5/2017 ዓም ኣብ ዘሉ ግዚ ንነብሰወከፍ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሰድ ይከኣል
3 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 7/5/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት
5 ሰዓራይ ትካል ኦርደር ምስወሰደ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ንብረት 10 ሚእታዊ መከብሪ ጨረታ ብምትሓዝ ብናይ ባዕሉን መፅዓንን መራገፍን ናብ ቢሮና ንብረት ክፍሊ አታዊ ክገብር ዝክእል
6 ሰነድ ጨረታ ፊርማን ክብ ማህተምን ክዓርፈሉ አለዎ
7 ዝቀረበ መረዳእታ ዝሃሰሰ ወይ ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን
8 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ነኒበይኑ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ አለዎም
9 ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እነተረኪብዎ ነቲ ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙኩእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
10 ናይ ጨረታ መክፈትን መዕፀዉን በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914032454 ወይ 0914727578 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት