ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ካብ ዝተፈላለያ አብያተ ፅሕፈት ዘገልገሉ ዝዉገድ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ንምሻጥ ስለዝደለና

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ካብ ዝተፈላለያ አብያተ ፅሕፈት ዘገልገሉ ዝዉገድ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ንምሻጥ ስለዝደለና ንምግዛእ/ንምዉድዳር ድሌት ዘለኩም እቲ ንብረት ብአካል ብምርአይ ምግዛእ ይከአል፡-

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት:-

1. ዝኾነ ኣካል ሕብረተሰብ ድሌት ዘለዎ ምዉድዳር ይኽእል

2. ጨረታ ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 11-04-2017 ክሳብ 14-04-2017 ዓ.ም ሰዓት 10፡30

3. ተወዳደርቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብብር 50 ብምግዛእ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዝርዝር ዝዉገዱ ንብረታት ምዉሳድ ይክአል።

4. ሰዓራይ ናይቲ ዝሰዓሮ ንብረት ዋጋ ብጥረ-ገንዘብ/ናብ ባንኪ አታዊ ክገብር ይኽእል።

5. ጨረታ ዝኸፈተሉ 14-04-2017 ድሕሪ ሰዓት 10፡40 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ይኸፈት።

6. ጨረታ መኽበሪ ብር 500 ብጥረ-ገንዘብ/ብCPO ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ይግባእ።

7. እቲ ንብረት አብ ዝሽየጠሉ እዋን በዝሒ ክዉስኽን ክቕንስን ይኽእል።ናይቲ ንብረት ኩነታት ሰነድ ብምግዛእ ብአካል ምርአይ ይከአል።

8. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡በዝሒ ንብረት ክዉስኸ/ክቅንስ ይኽእል።

9. ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ ሓደ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ የልዕል።

10. ኣድራሻና ዓይደር ረፈራል ሆስፒታል ታሕተዋይ በሪ ፋይናንስን ቀደማይ ደብሪ።

11. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914096890 ደዊልካ ምሕታት ይከአል

መብርሂ- ኣብ ልዕሊ እቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ብላዕሊ አድራሻን ፊርማን ስልኪ ቁፅርን ይፃሓፈሉ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s