ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ _ supply spares and provid maintenance service for revers osmosis water treatment 16meter cubice per hour capacity ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከፀግንን ይደሊ ።

ግልፂ ጨ/ ቑፅሪ 0465/ደወ-040/17

ዕለት 11/04/2017

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

Maintenance Service for Revers osmosis Water Treatment

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ _ supply spares and provid maintenance service for revers osmosis water treatment 16meter cubice per hour capacity ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከፀግንን ይደሊ ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቛሒታት ብምምላእ ተዳሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኸእሉ ነፍልጥ፡፡

01. ብተዛማዲ ስራሕ ዘይሃስስ ናይ ዘመኑ 2017 ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፈቓድ ፣ ቲን ናምበር ዘለዎ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእልን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ (VAT) ተመዝጋብን ግብሪ ምኽፋሉ ዲክላራስዮን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ / ሕዳር 2017 ዓ/ም ምስክር ወረቐት ኮፒ ከቕርብ ዝኽእልን ።

02. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኽበሪ 20.000 (ዕስራ ሽሕ) ብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ሽም ዝተሰርሐ CPO ወይ ብሰርትፋይድ ቼክ ከትሕዙ ዝኽእሉ

03. ብተወሳኺ ድማ ዝትጫረቱ ተወዳደርቲ ቕድሚ ሐዚ ብማይ መፃረይ ማሽን (Water treatment ) ምስራሕን ምፅጋንን ኣፍልጦ ዘለዎም ምዃኑ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእሉ ፡፡

04. እቲ ጨረታ ብፋይናንሻልን ቴክኒክን ንሕድ ሕድ ብክልተ ኢንቨሎፕ ተዓሺጉ ኸቐርብ ዘለዎ እንትኸውን ዋንኡ /ኦርጅናል/ ምስ ቕዳሕ /ኮፒ/ ሰነድ ናይቲ ትካል በዓል ስልጣን ፊርማን ማሕተምን ክህልዎ ይግባእ፡፡ ናይ ንግዲ ፈቓድ ፣ ቲን ዝተመዝገቡ፣ ቃለ መሓላ ፡ ናይ ኣቕራባይ ምዝገባ ምስክር ወረቐት : CPO ወዘተ ዘድሊ መረዳእታ ሰነድ ብኦርጅናል ዶክመንት ክተሓሓዝ ኣለዎ።

05. ሰነድ እቲ ጨረታ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 09 ዘይምለስ 200 (ክልተ ሚኢቲ) ብር ከፊሎም ብምውሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታው ይኸእሉ። ከምኡ ውን ተጫረቲ ብዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሽሞም ፣ ፊርማን ኣድራሻን ክገልፁ አለዎም፡፡

06. ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ሰነድ መብርሂ ወይም ናይ ምምሕያሽ ሕቶ እንተሃሊዎም ቕድሚ ካብ ዝተወሰነ ግዜ ገደብ ብስልኪ ቑፅሪ 03-44-40-28-01 ክሓቱ ይኸእሉ፡፡

07. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐለ ካብ ዕለት 11/04/2017 ዓ/ም እስካብ 22/04/2017 ዓ/ም ኾይኑ ዕለት 22/04/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብ ዝተጠቐሰ ዕለት ተጫረቲ ወይም ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ይኸፈት ፡፡ ይኹን እምበር ተጫረቲ - ጨረታ ኣብ ዝኸፈተሉ ጊዜ እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ካብ ምኸፋት ኣይትኣጓጉልን፡፡

08. ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ ኢዩ፡፡

ኣድራሻ ዒላላ ፈልሲ ጣብያ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s