ብመሰረት እዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ዘማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክወዳዱ ንዕድም
- ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነት ዘቅርብ
- ቲን ነምበር ተወሳኪ ታክስ ናይ ወርሒ ለካቲት ወይ ወርሒ መጋቢት ወይ ሚያዝያ 2008 ዓም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ዋናን ዘይምለሰ ቅዳሕን ዘቅርብ
- ዘቅርብ ንብረት ኩሉ ኦርጅናል እቲ ዝርዝር ከይተለወጠ ትካልና ብዝመረፆ ብዝአመነሉ መሰረት የቅርብ
- ሰነድ ጨረታ 30 ቅርሺ ብምክፋል ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቢሮ ቁፅሪ 11 ምዉሳድ ይከኣል
- ተጫራታይ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት መጋዓዚ ባዕሉ ናብ ትካልና ንብረት ክፍሊ ዘቅርብ
- መእሰሪ ዉዕሊ 10% የትሕዝ
- ዝምላእ ዋጋ ምስ ተወሳኪ ታክስ ሓዊሱ ይመልእ
- ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ካብ ዉዕሊ መዓልቲ አሕሊፉ እንተቅሪቡ ናይ ዘይአቅረቦ በቢ መዓልቱ 0.1 % ይቅፃዕ
- መክበሪ ጨረታ ሲፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረገንዘብ ዘትሕዝ ኮይኑ ንነፍስወከፍ ዘርፊ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ አለዎ
- ትካልና 20% ናይ ምንካይን ናይ ምዉሳክን ከምኡዉን ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለዉ እዩ
- ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ካብ ኦርጅናል ንብረት ወፃእ ምቅራብን ክተቅርብ ምፍታንን ኣይፍቀድን
- ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 1 ግንቦት Â 2008 ዓም ኮይኑ ዝዕሸገሉ ድማ 16 ግንቦት 2008 ዓም ሰዓት 3፡00 ቅድሚ ቀትሪ ዝክፈተሉ ድማ 16 ግንቦት ሰዓት 3፡30 ይከዉን
ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344443173 ወይ 0919058792 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
Backs