ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ /GCF/ብዝረኸቦ በጀት ኣብ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ፍሉይ ቦታ ተካ ተስፋይ ከተማን ከባቢኣን ንዝርከብ ሕ/ሰብ ጥቕሚ ዝውዕል ዓሚቑ ጉድጓድ ሲስተም ዘድሊ ሶላር ፓምፕ ኤሌክትሮሜካኒካል ዕደጋ ብክልል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

መፍለዪ ጨረታ ቁፅሪ NCB/TIG/GCF/Work/07/2017

አብ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ /GCF/ብዝረኸቦ በጀት ኣብ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ፍሉይ ቦታ ተካ ተስፋይ ከተማን ከባቢኣን ንዝርከብ ሕ/ሰብ ጥቕሚ ዝውዕል ዓሚቑ ጉድጓድ ሲስተም ዘድሊ ሶላር ፓምፕ ኤሌክትሮሜካኒካል ዕደጋ ብክልል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ተ/ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒፍሉይ ቦታ ሳይት
1Supply and installation of solar pumping components/ቀረብን ተኸላን ሶላር ፓምፕሴትኣብ BOO ብዘሎ ዝርዝር መሰረትወረዳ ፃዕዳ እምባ ፍለ ቦታ ተካ ተስፋይ

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1. ናይ 2017 ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ፣ ናይ 2016/17 ዝተሓደሰ ናይ ማይ ናይ ሞያ ስራሕቲ ፍቓድ ቲን/ ሰርቲፊክት ዘለዎ ቫት ምዝጉባት ዝኾኑ ቫት ዲክሌሬሽን ናይ ወርሒ መስከረም 2017 ዓ/ም ዘቕርቡ፡

2. ዝተዳለወ ስፔስፊኬሽን እዚ ናይ ዕድመ ደብዳቤ ብድምፂ ወያነ ብሄራዊ ራድዮ ካብ ዝተቓለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቢሮና መዝገብ ቤት ካብ ዕለት 9/04/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 500 ብምፋል ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ይካአል ::

3. ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 50.000.00 (ሓምሳ ሽሕ ብር ( )ብመልክዕ ሲፒኦ ወይ ድማ ኣብኩነታት ዘይተመስረተ ባንኪ ጋራንቲ ምስቲ ቴክኒካል ሰነድ ጨረታ ኣታሓሒዙ ከቕርብ ይኽእል::

4. እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኸፈት።

5. ተጫረቲ ሐደ ኦርጂናል ቴክኒካልን ሓደ ኦሪጂናል ፋይናንሻል ሰነድ ነንበይኑ ብፖስታ ዝተአሸገ ከምኡውን 01 ኮፒ ቴክኒካል 2 ኮፒ ፋይናንሻል ነንበይኑ ብፖስታ ዝተአሸገ ሰነድ ብምቕራብ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ኦሪጂናልን ኮፒ  ተባሂሉ ብግልፂ ከቕርብ ኣለዎ ፣

6. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፣

7. አድራሻና ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ መቐለ

8. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስኪ ቑፅሪ 0914723753/0920326084 ምድዋል - ይከአል

9. ናይ ጨረታ መኽፈቲን መዕፀዊን ዕለት አብ በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ዘሎ ናይ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝኽፈት ይኸዉን።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s