ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዉቅሮ ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ናይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ፓንፕ ምስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 በቲ ዘፈር ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ዘለኩም : ዝተሐደሰ መቅረባይነት ቅዳሕ ክተትሕዙ እትክእሉ

2 ተጫረቲ መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም:ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገበቲ ምካንኩም መረዳእታ ቅዳሕ ክተትሕዙ እትክእሉ

3 ተጫረቲ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ኮይኖም ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘቅርቡ ወይ ብፊደራል ኤጀንሲ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ዘዳለዎም መርባብ ሐበሬታ ዝተመዝገብሉ መረዳአታ ዘቅርቡ

4ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብልን ካብ ሰነድ ጨረታ ወፃኢኣብ ካሊኢ ሰነድ መሊኢካ ምቅራብ ኣይክኣልን

5 ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ካብዚ ሰነድ ጨረታ ወፃኢ አብ ካሊእ ሰነድ መሊእካ ምቅራባ ተቀባለነት የብሉን

6 ብተወሳኪ ድማ ተወዳደርቲ ኣብ ነብሰወከፍ ኣቀሓ ናይ ተወሳኪ እሴት ታስክ ዋጋ ሓዊሱ ብጥንቃቀ ትክክለኛ መቅረቢ ነፃላ ዋጋ ከቀምጥ አለዎም

7 ኣብ ሰነድ ጨረታ ናይ ተጫረቲ ንፁር ዝኮነ ሽም: ፊርማ : ኣድራሻ : ሕጋዊ ማህተም ኣብ ነብስ ወከፍ ገፅ ሰነድ ጨረታ ክግበረ አለዎ

8 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ : ብባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፈሊት ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ብሰፒኦ ወይ እዉን ብባንክ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሬዲት 100,010.00 ቅርሺ ክትሕዙ ይግባእ

10 ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዉቅሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፈሊ ቁፅሪ 17 ዘይምለስ 2000 ቅርሺ ጥራሕ እናከፈልኩም እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ 7/4/2017 ዓም ክሳብ 22/4/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ክትወስዱ ትክእሉ

11 እቲ ጨረታ 22/4/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ረፋድ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 22/4/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተዘይሃለዉ እዉን ኣብ ዉሽጢ ጨረታ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይክፈት

12 ተጫራቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ዉዕሊ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዉቅሮ ከረክቡ ዝክእሉ

13 ሰዓራይ ዘቅርቦ ንብረት ብኦርጅናል ምኮኖም ክፍለጥ አለዎ

14 ተወዳደርቲ ንዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ዋና ንበይኑ ቅዳሕ ንበይኑ ኣብ ኣርባዕ ፖስታ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ነንበይኑ ብዝተዓሸገ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይክእሉ በዚ መሰረት ቴክንካል መጀመሪያ ይክፈት እንሓሊፉ ድማ ፋይናንሻል ይክፈት ዝተሐተ ዋጋ ዝመለአ ሰዓራይ ይከዉን መዓር እንተኮይኖም ድማ ቴክኒካል ዝበዝሕ ዝመለአ ሰዓራይ ይከዉን

15 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344431277

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s