ፃውዒት ፕሮፎርማ
ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኮብራ መኪና ሞዴል Hzj80=0035413 ሰሌዳ ቁፅሪ 4-00188 ኣቑሑት ሕጋውያን ነጋዶ ከወዳድር ስለ ዝደለየ እቲ ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን
ተ/ቁ | ናይ ኣቑሑት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ድምር | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | Disc Assy clutch | 31250-60282 | set | 01 | |||||
2 | Corer Assy clutch | 31210-36160 | set | 01 | |||||
3 | Bearing Assy relase | 31230-60120 | set | 01 | |||||
4 | Fork sub Assy relase | 31204-36110 | set | 01 | |||||
5 | Whell disc front | 42610-60190 | pis | 01 | |||||
6 | Tank Assy radiator reserve | 16470-66020 | set | 01 | |||||
7 | Damber Assy string | 45700-60100 | set | 01 | |||||
8 | End sub Assy tie rod LH | 45046-69135 | set | 01 | |||||
9 | End sub Assy tie rod RH | 45047-69085 | set | 01 | |||||
10 | Junk Assy | 09110-60100 | ois | 01 |
1. ሕጋዊንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ
2. Tin Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል
3. In Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል
4. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት 02/04/2017 ዓ.ም ክሳ ብዕለት 04/04/2017 ዓ.ም ሰዓት 8:00 ተዓዕዩ ሰዓት 9:30 ይኸፈት
5. በዝሒ ናይቲ ንብረት ክውስኸ ወይ ክቕንስ ይኽእል እዩ
6. ቤት ፅሕፈትና ዝርከበሉ ቦታ ኮሚሳራት ኮይኑ ፊት ንፊት ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን
7. እዚይ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል
Backs