ን2ይ ጊዜ ዝወፀ
ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት /Description/ | መፍለዪ /specification/ | መለክዒ /Unit/ | በዝሒ/qty/ | ነፀላ ዋጋ /unite price/ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ብስኩት | የዮ | ፓኬት | 100 | ||
2 | ለስላሳ | ፋንታ | ብደርዘን | 100 | ||
3 | ለስላሳ | ምሪንዳ | ብደርዘን | 100 |
ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሕታት
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ፣ ቲን ቁፅሪን ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፎቶ ኮፒ ምስ ፕሮፎርማ ሰነድ ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም፡፡
2. እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 2/03/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 04/03/2017 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 04/03/2017 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓት ይክፈት፡፡
3. ተወዳደርቲ ትካላት ሰዓራይ ኮይኖም እንተተረኺቦም ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ኣብ ሓፂር መዓልቲ ከቅርቡ ኣለዎም፡፡
4. ተወዳደርቲ ትካላት ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ሕጋዊ ማህተም ከዕርፍሉ ኣለዎም፡
5. ቢሮ በጀቱ ብምርኣይ ናይ ምዉሳኽን ምቅናስን መሰል ሕሉዉዩ
6. ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፈርማ ምስተኸፈተ 7 /ሸዉዓተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::
ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ
ኣድራሻ ሰዉሒ ንጉስ
Backs