ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ር ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ወ/ቆ/ተምቤን ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንወረዳና ዝቐረበ ናይ ህንፀት መሳርሒ ግልጋሎት ክህብ ዝኽእል ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓም : ሴፍቲ ኔት በጀት ንስራሕ መሰለጢ ዝውዕል ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ክዕድግ/ ይደሊ፡፡

ቁፅሪ ዕ/ን/ምም/ር 74/2/17 

ዕለት 27/03/2017 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ር ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ወ/ቆ/ተምቤን ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንወረዳና ዝቐረበ ናይ ህንፀት መሳርሒ ግልጋሎት ክህብ ዝኽእል ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓም : ሴፍቲ ኔት በጀት ንስራሕ መሰለጢ ዝውዕል ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ክዕድግ/ ይደሊ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ 0344460052/0583

ተ.ቁዝርዝር ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ስሚንቶIHA891
2ጋብዮን 2*1*1ብቁፅሪ436
3ጋብዮን 2*10.5ብቁፅሪ50
4ጋብዮን 1*11ብቁፅሪ63
5መእሰሪ ጋብዮን ዋየር/ኪ/ማ179.56

1. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ ''

2. ኣብዚ ፕሮፎርማ ጨረታ እዚ ኣከራኸሪ ነገር እንትፍጠር ቤት ፅሕፈትና ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

3. እዙ ናይ ዋጋ ዝርዝር መግለፂእዚ ካብ ዕለት 27/ 03/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡ 00 ቅ/ሰዓት ክሳብ ዕለት 07/ 04/2017 ዓ/ም ንጉሆ 3፡30 ሰዓት ኣብ ዝተፈቐደ ቦታ ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ መኸፈቲ ዕለት 07/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ 4፡00ንጉሆ ኣብ ቤት ፅሕፈትል/እ/ምም/ር /ፋ/ከ/ስ/ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ተራ ቁፅሪ 39 ዝኸፈት ይኸውን፡ ናይ ጨረታ ዋጋ ን15 መዓልቲ ዝፀንዐ ይኸውን፡፡

4. ኣብዚ ፕሮፎርማ እትሳተፉ በቲ መስመር ዝወፀ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፣ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ መቅረባይነትን IN ናምበር ፡ ቫት ዝተመዝገብሉ ሰርቲፊኬት ወርሓዊ ቫት ዘእወጅሉ ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ ፡፡ መሽበሪ ጨረታ 20000 /ዒስራ ሽሕ ብጥረ ብሲፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ጋራንቲ ከቕርብ ዝኸእል ገንዘብ፣

5. ኣብዚ ፕሮፎርማ እዚ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ኣብ ኣቅርቦት ብመጠን ብፅሬት ን ብግዜን ዝተደገፈ ኮይኑ ዘቕርብ ቤት ፅሕፈትና ኣብዚ ዕድጊት 20% ናይ ምውሳኽን ምቅናስን ስልጣን ኣለዎ

6. ዘሸነፍኩምዎ ንብረት ብበዓል ሞያ ተቀባልነት ዝረኸበን ኣታዊ ናይ ዝኾነን ጥራሕ ክፍሊት ይፍፀመልኩም

7. ኣብዚ ፕሮፎርማ እዚ ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ክተቅርቡዎ ዘይትኽእልዎ ንብረት ምውድዳር ኣይፍቀድን

8. ኣብዚ ፕሮፎርማ እዚ ከጭበርብር ዝመኮረ ወይ ዘጉላእለአ ብመምርሒ ዕደጋ ክንሕዞ ምዃንና ክነፍልጥ ንደሊ፡፡ 10.ቤት ፅ/ትና ካብ ዘዳለዎ ስፐሲፊኬሽን ንብረታት ወፃኢ ቀይርካ ምምላእ ኣይፍቀድን ኣሸናፊ ነጋዳይ/ተወዳዳራይ ብናይ ባዕሉ መፅዓንን መራገፍን መረከቢ ቦታ ኣብ ጣብያ በጋሽኻ መፋሰስ ወ/ቆ/ተምቤን ይኸውን ስለዚ በዚ መሰረት ነዞም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

Backs
Tender Category