ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ንዘለዎኦ መካይን ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መለዋወጢ ኣቁሑትን ጎማን መኪና ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 (17 Days)
  • Closing Date: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 04:00 Morning
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ንዘለዎኦ መካይን ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መለዋወጢ ኣቁሑትን ጎማን መኪና ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ናይ 2017 ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን፣ ናይ መቕረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/r Aፐ ተመዝጋቢ ዝኾነን ዲክለር ዝገበረን ፣ ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ዘቕርብ፡፡

2. በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቁሑ ካብ ቢሮና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 27/03/2017 ዓ.ም ጀሚሩ 50 ቅርሺ ብምኽፋል ምውሳድ ይካኣል።

3. ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 5000 /ሓሙሽተ ሺሕ ብር ብሲፒኦ / CPO/ወይ ብስርቲፋይድ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኸእል /ትኽእል/።

4. እቲ ጨረታ ዕለት 27/03/2017 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 07/04/2017 ስዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ይዕፀዉ ፡፡

5, ጨረታ ዕለት 07/04/2017 ሰዓት 4፡00 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዘለዉዎ አብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኸፈት ፡

6. ነቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 7 ተኸታተልቲ መዓልቲ ከረክብ ዝክእል።

7. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝን፣ እቲ ንብረት አድላይ ኾይኑ እንተተረኺቡ 20% ናይ ምዉሳኽን ናይ ምቕናስን መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

8. ተጫረቲ ሰነድኹም ንጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ኦርጅናልን ኮፒን ፈላሊኹም ንክተእትው ንሕብር።

9. ኣድራሻና ከባቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶደስታ ዝርከብ ህንፃ ኣብርሃም ደስታ ቀደማይ ደብሪ እዩ፡፡

10. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 09-14-76-94-50 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል፡፡

Backs
Tender Category