ምልኸታ ፕሮፎርማ
ናይ ወርሒ ሕዳር 2017 ዓ/ም
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
ተ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለዪ /Specification/ | መለክዒ /Unit/ | በዝሒ /Qty/ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | መሰልጠኒ ማንዋል ፋይቶት | በቲ ዝተተሓዘ ስፐስፊኬሽን መሰረት | ቁፅሪ | 250 | ||
2 | መሰልጠኒ ማንዋል ጥሙር ጥዕና | በቲ ዝተተሓዘ ስፐስፊኬሽን መሰረት | ቁፅሪ | 250 | ||
3 | መዝገብ ናይ ማንዛን ማንዛ | በቲ ዝተተሓዘ ስፐስፊኬሽን መሰረት | ቁፅሪ | 250 |
ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 26/03/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ዝፀንሕ ኾይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ተዓፅዩ ሰዓት 10፡30 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ከቕርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
Backs