ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ አብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ሰራሕ ተፈጥሮን ውሕስና ምግብን ከይዲ ሰራሕ ህንፀት መስኖ ቤት ፅሕፈት ህንፀት መንገድን ምምሕዳርን ብናይ ሴፍትኔት ካፒታል ብጀት ንህንፃ መስርሒ ዝተመደብ ኣብ ዝርዝር ዘለዎ ናይ ህንፃ መሳርሒ ጋብዮን ፀፅር ሲምንቶን ሓሽዋ አምኒ ወዘተ ኣቅሑ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ አብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ሰራሕ ተፈጥሮን ውሕስና ምግብን ከይዲ ሰራሕ ህንፀት መስኖ ቤት ፅሕፈት ህንፀት መንገድን ምምሕዳርን ብናይ ሴፍትኔት ካፒታል ብጀት ንህንፃ መስርሒ ዝተመደብ ኣብ ዝርዝር ዘለዎ ናይ ህንፃ መሳርሒ ጋብዮን ፀፅር ሲምንቶን ሓሽዋ አምኒ ወዘተ ኣቅሑ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ ሰለዚ ክትወዳደሩ ቲደልዩ ኣብ ውሽጢ ሽወዓተ መዓልቲ ሰነድ ፕሮፎርምና ብምምላአ ክትጫረቱ ንዕድም፥፥

ክትጫረቱ አትደልዩ ነጋዶ ክተማል አዎም ዝግባአ ቅደመ ኩነት

1. ብቲ ዓውዲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2. ናይ ዘመኑ ዝተሓደስ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ከቅርብ ዝክአልን

3. ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍላይይ ቁፀሪ ዘለዎን ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑን ወርሓዊ ዲክላሬሽን ከቅርቡ ዝክአሉን ናይ መስከረም 2017

4. ጨረታ መከበሪ ብር ሓሙሽተ ሽሕ ብር ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይደማ ብጥረ ገብዘብ

5. ዝሰዓረ ተውዳዳሪ ዝሰዓሮ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ወፃኢ ናይ ጣብያታት ሕዋነ ዋዛ ሙጃን ሓሮቆን ኣብ በቢ ሳይተን ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ከረክብ ዝክአል

6. ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቁፅሪ 10 ብነፃ ምውሳድ ትክእሉ

7. ካብ ዕለት 20/03/2017 ዓ/ም ክሳብ 26/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ተዓፅዩ ዕለት 27/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይክፈት

8. ንተውሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344370248 / 0932064888 ምሕታት ይክአሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s