ድርጅትና ከሳቴ ብርሃን መ/ኮሌጅ ቅድም ክብል ንዝጀመሮ B+G+10 ንሓደ ወለል መሀደሚ ዝኸውን ተንዲኖ: ሓሸዋን ጠጠርን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 24, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ናይ ጨረታ ማስታወቅያ

ድርጅትና ከሳቴ ብርሃን መ/ኮሌጅ ቅድም ክብል ንዝጀመሮ B+G+10 ንሓደ ወለል መሀደሚ ዝኸውን ተንዲኖ: ሓሸዋን ጠጠርን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዝኾነ ንዚ ኣብ ታሕቲ ዝቀረበ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ኣፍቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም

- በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2017ዓ.ም ዘሐደሰን

- ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ

- ብኣቅራባይነት ዝተመዝገበ

- ናይ እቲ ዘእተዎ ጠቅላላ ዋጋ ናይ ጨረታ መኽበሪ 2% ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝኸእል

- ኣሸናፊነት ምስ ተገለፀሉ ውዕሊ ክኣስር ዝኸእል

- ናይ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 24/03/17ዓ.ም ካብ ትካልና ገንዘብ ቤት ዘይምለስ ብር 200.00(ክልተ ሚኢቲ) ብምኽፋል ምውሳድ ይካኣል

- ተወዳደርቲ እቲ ዝተመለአ ናይ ጨረታ ሰነድን መትሓዚ ሲፒኦን ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ናብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ቅድሚ ሰዓት 4:00 ዕለት 30/03/17ዓ.ም ከእትዉ ኣለዎም።

- እቲ ጨረታ ማስታወቅያ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ እስካብ 30/03/17ዓ.ም ሰዓት 04:00 ዝፀንሕ ኮይኑ ኣፍቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 እቲ ጨረታ ተጫረትቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ይኸፈት።

መተሓሳሰቢ

- ትካልና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ

ሓበሬታ:- 0914729078 0914746391

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s