ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
  • Posted Date: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (7 Days)
  • Closing Date: ቀዳም ሕዳር 21, 2017 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ቀዳም ሕዳር 21, 2017 03:10 Morning
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ታ.ቁናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description)መፍለይ ቁፅሪ/Speficationመዐቀኒ (Unit)በዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ፍለሽ ሜሞሪ32 ጂቢቑፅሪ04
2ፍለሽ ሜሞሪ16 ጂቢቑፅሪ04
3ሰማያዊ እስክርቢቶፓኬት05
4ስቴፕልስ ማእኸላይፓኬት03
5ወረቐት A4ደስጣ10
6ማስታወሻ ማእኸላይቑፅሪ48
7ማስታወሻ ንእሽተይቑዕሪ12
8ካኪ ፖስታ ማእኸላይደስጣ01
9ኮሬክሽን ፍሉድፓኬት05
10ስቴፕልስ ዓብዩፓኬት01
11ስቴፕለር ማእኸላይቑፅሪ02
12ፓንቸር ንእሽተይቑፅሪ01
13ዌስት ባስኬትቑፅሪ01
14ዓብዪ ስቴፕለርቑፅሪ01
15ዓብዩ ፓንቸርቑፅሪ01

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ናይ 2016/17 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /TI/ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም።እቲ ዝቀርብ ዶክመንት ዝረአ ክኸውን ኣለዎ ዘይረአ እንተኮይኑ

ናብ ውድድር ኣይቀርብን።

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

3. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ(ቅጥዒ) አብ ሞንጎ ቢሮናን ሰዓራይን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ፡፡

5. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝን መራገፍን ናብ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ።

6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/03/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ዝክዕል

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 13 ዝርኸብ ይኽፈት።

8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡

9.ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0914727578 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ

Backs
Tender Category