Â
- ናብ ህወሓት ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቁፅሪ 107 እንዳመፃእኩም ዘይምለስ ገንዘብ ብምኽፋል ዝርዝር ሰነድ ምዉሳድ ከምትኽእሉ ንሕብር
- ናይ ሶፋ መሸጢ ሰነድÂ 40
- ናይ ስፔር ፓርት መሸጢ ሰነድÂ 30
- ናይ መኪና ሃላቒ መሸጢ ሰነድÂ 30
- ዓባይ ፎቶ ኮፒ መሸጢ ሰነድÂ Â Â 50
- ንእሽተይ ፎቶ ኮፒ መሸጢ ሰነድÂ 30
- ከለር ፕሪንተር መሸጢ ሰነድÂ 30
- ናይ 2007 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን ኦርጅናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ትኽእሉ
- VAT ዝተመዝገብኩምን ምዃንኩም ዝገልፅ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ
- ዝተጫረትክምዎ ንብረት ጠቕሊልኩም ክተቕርቡÂ እትክእሉ
- ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝሐዘ ሰነድ ትወስድሉን ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ትገብሩሉን ካብ ዕለት 19/ 08/2008 ዓ/ም እስካብ 28/09/2008 አብ ስራሕ ግዜ ይኸዉን
- ጨረታ ዝዕሸገሉ ሳንዱቅ ዕለት 28/08/2008 ይከዉን
- ጨረታ ዝዕሸገሉ ዝክፈተሉ ዕለት 28/08/2008 8:30 ይከዉን
- Â ተጫራቲ ባዕላቶም ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ሳንዱቅ ጨረታ ይኽፈት
- ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ካብ ዝተጫረትዎ ጠቅላላ ዋጋ 5 % የትሕዙ
- ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ንብረት አታዊ እንተዘይ ገይሮም እቲ ኣብ ዉዕል ዘትሓዝዎ ገንዘብ ብሙሉእ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ይኾን
- Â ጨረታ ዝሰዓረ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘእቱ ክኸዉን አለዎ
- እተቅርቡልና ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ ቫት ሓዊሱ ዋጋ ዘየቐመጠ ተቀባልነት የብለን
- ብተወሳኪ ኣበቲ ተቀሚጡ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ምስራዝ ዝተኸልከለ እዩ
- Â ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙለእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
 ካብ ዝተቐመጠ ጨረታ 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ከምዝከኣል
Backs