ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፅሬት ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 10, 2017 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 04:10 Morning
  • Cleaning & Janitorial Equipments/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፅሬት ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ብዘርፉ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ፐ ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡፡

5. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ የረክቡ፡፡

6. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 09/03/2017 ክሳብ 13/03/2017 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ናይ ቀትሪ ይኸውን፡፡

7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0344418556 ወይም 0914-742142 ምርካብ ይከአል እዩ፡፡

ተ.ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዕቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ኣጃክስ ሳሙና ዓብይዓብይብቑፅሪ12
2ናይ ናብሲ ሳሙና100 ግራምብቑፅሪ12
3ፀባ400 ግራምብቑፅሪ30
3አሞ200 ግራምብቑፅሪ12
Backs
Tender Category