ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጎሚስታ ናይ ኢድ ዋጋ ን2017 በጀት ዓመት ክሳብ ሰነ 30/2017 ውዕሊ ንምእሳር ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ::
  • Posted Date: ሰሉስ ሕዳር 10, 2017 (5 Days)
  • Closing Date: ረቡዕ ሕዳር 11, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ሕዳር 11, 2017 04:30 Morning
  • Vehicle Maintenance/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ዋጋ መቅሪ ፕሮፎርማ/ 5

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጎሚስታ ናይ ኢድ ዋጋ ን2017 በጀት ዓመት ክሳብ ሰነ 30/2017 ውዕሊ ንምእሳር ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ:: በዚ መሰረት እዞም ዝሰዕቡ ረቋሒታት እተማልእ ነጋዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ::

መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም::

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ::

3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪ /TI/ ዘለኩም::

4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ክቕርብ ዝክእል::

5. ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኸእሉ ምኳንኩም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሽም፣ ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተምን፣ ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 09/03/2017ዓ/ም ክሳብ 11/03/2017 ዓ/ም ሰዓት4.00 ክትቕርቡ/ ክትወዳደሩ ትክእሉ

6. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 11/03/2017 ዓ/ም ሰዓት4፡30ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08

ይኽፈት::

7. እቲ ዝቐርብ ኮፒ ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን አለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን::

8. እብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን::

9. ካብዚ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቸይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን::

10. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ሰለ ዘግልግል እቲ ንብረት አብ ኢዶም ምህላዉ አረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ ::

11. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሉ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ ኣቕሓን ብስፈሰፊኬሽን መሰረት ንከቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተስማሚዔ ኣለኩ ::

12. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎረማ ተራእዪ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኸውን::

13. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ::

14. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከምዝኮነ ንሕብር ምኽሪ

15. እቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትገበር::

Backs
Tender Category