ስለዚ ሰነድ ጨረታ ካብ 19 ሚያዝያ 2008 ዓም ክሳብ 3 ግንቦት 2008 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እታ ወረዳ ምዉሳድ ይከኣል
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቀሕታት
- ዝተሓደሰ መረዳእታ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2008 ዓም ከቅርብ ዝክእል
- መረዳእታ ከፋላይ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል
- ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ
- ናይ ወርሒ ለካቲት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- መረዳእታ ዝተሓደሰ መቅረባይነት 2008 ዓም ከቅርብ ዝኸእል
- መክበሪ ጨረታ 5,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሰፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
- ኣብ በዝሒ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምዝከእል ድማ ክፈልጥ ኣለዎ
- ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን 3 ግንቦት 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋልÂ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344210391/0344210276 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
Backs