ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓሓይለ ኣብ ክልተ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቀደማይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈለላዩ ዓይነት መሳርሒ ፅሕፈትን :ናይ ፅሬት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት አቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ክተቅርቡ እትክእሉ ቫት ወይድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክምኑን እቶትክም ናይ ወርሒ መስከረም2017 ዓም ዲክለር ዝገበርኩምን ዘፍለጥክሙን

2 መፍለይ ቁፅሪ ዝተመዝገብኩም ቲን ናምበር ዘለኩም

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ንሕድሕዶም ዘይመለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳረ ፋይናንስን ወረዳ ሓሓይለ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ካብ ቢሮ ቁፅሪ 4 ምዉሳድ ይከኣል

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ወይድማ ቢድ ቦንድ ንሕድሕዶም 6000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ በባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ከይሕዝ ዝክእል

5 ጨረታ ሰዓሪ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኦርጅናል ወይድማ ዋና ንብረት ክተቅረቡ እትክሉ

6 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 6/3/2017 ዓም ክሳብ ዕለት 24/3/2017 ዓም ሰዓት 11:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ወረዳ ሓሐይለ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንበረት ምምሕዳርን ካብ ቢሮ ቁፅሪ 4 መፂእካ ምዉሳድ ይከኣል

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሃሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ

8 ብክልተ ነናይ ባዕሉ ፖስታ ሐደ ዋና ሰነድን ሐደ ቅዳሕን ክተእትዉ ትክእሉ

9 ተጫራቲ ተጫሪቱ ዝተዓወተ ምካኑ ምስተፈለጠ ዉዐሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ እቲ ንብት ባናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከቅርብ ዝክእል

10 ዝኮነ ይኩን ዘይተማለአ ሰነድ እንተእቲዉ ዉድቂ ከመዝከዉን ክፈልጥ ይግባእ

11 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ ሕዳር 24/3/2017 ዓም ሰዓት 11:00 ድሕሪ ቀትሪ ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት  25/3/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

12 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እተዘይተረከቡ እዉን ከይዲ ጨረታ ዘይጎላእላእ ምካኑ ክፍለጥ አለዎ

13 እዚ ዋጋ እዚ ን 40 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

14 ቤት ፅሕፈትና ካብ ጠቅላላ ንብረት 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ እዉን ክቅንስ ዝክእል ምካኑ ክፍለጥ አለዎ

15 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0991264363 / 0914763274 / 0974583074

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s