ንኸሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንምግዛእ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 04/03/2017ዓ.ም - 16/03/2017ዓ.ም ካብዚ ንተታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቃሕታት ዝተማልኡ ነጋዶ ይዕድም ።
  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 6, 2017 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሕዳር 16, 2017 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: ኩሓ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሕዳር 16, 2017 03:30 Morning
  • Office Supplies and Stationary/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ጨረታ

ንኸሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንምግዛእ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 04/03/2017ዓ.ም - 16/03/2017ዓ.ም ካብዚ ንተታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቃሕታት ዝተማልኡ ነጋዶ ይዕድም ። ዝምልከተኩም ናይዚ መቕረብቲ ትካላት ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ተዘሪዚሩ ዘሎ ሮቃሕታት ንኸቕርቡ ንገልፅ።

1. ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ናይ 2017ዓ/ም ዝሐደስኩምን።

2. ናይ ግብር ኸፈልቲ ቑፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክትቕርቡ ትኽእሉ ።

3. መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትኸእሉ። ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን።

4. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100(ሓደ ሚኢቲ ብር) ብምኽፋል ካብ ኸሓ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕደጋን/ፋይናንስን/ ንብረት/ምምሕዳር ቑፅሪ 48 ክወስድ ዝኽእል ።

5. ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ክልተ ፖስታ ኦርጂናልን ቅዳሕን ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደ/ንብ/ፋይ ቢሮ ቑፅሪ 48 ኣብ ስራሕ ስዓት ምእታዉ ትኽእሉ ።

6. ብተወሳኺ ድማ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጂናል ምስፎቶ ኮፒ ስርዝድልዝ ክህልዎ የብሉን እዚ ንዝየተግበረ ተጫራቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን።

7. መኽበሪ ጨረታ ነንሕድሕዱ ብር ስፒኦ(CPO) 3000 ብር (ሰለስተ ሽሕ ብር)ከትሕዙ ዝኽእሉ።

8. እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ካብ ዕለት 04/03/2017ዓ.ም - 16/03/2017ዓ.ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 16/03/2017ዓ.ም ሰዓት3፡30 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት እተዘይተረኺቦም ናይ ምሕላዉ ግዴታ የብልናን።

9. እቲ ጨረታ ቢሮ እንተዘይተስማሚዕሉ ሙሉእብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10. ሰነድ ጨረታ ናይ ቢሮና ሰነድ ቅጥዒ ወፃኢ ምጥቃም ኣይፍቀድን።

11. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0344420221/0914021835 ምሕታት ይከኣል።

Backs
Tender Category