ኣብ ወረዳ ሰምረ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶን ምምሕዳር ፋይናንስን ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒከስ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

1ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ናይ 2017 ዓም መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ተመዝጋቢ ኮይኑ ዲክለር ዝገበረ መረዳአታ ከቅርብ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ካብ 4/3/2017 ዓም ክሳብ 13/3/2017 ዓም ካብ ዕደጋን ንብረት ምምዳርን ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ ትክእል

5 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታ ዝተዓሸገ ካብ 4/3/2017 ዓም ክሳብ 13/3/2017 ዓም ኣብ ወረዳ ሰምረ ልምዓተ እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

6 እቲ ጨረታ 14/3/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ተመሳሳሊ ዕለት ኣብ 4:15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት

7 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

8 ዝኮነ ተወዳዳራይ በቲ ዝወፀ ሰነድ መሰረት ከቅርበ ዝክእል ካብቲ ዝወፀአሉ ሰነድ ወፃኢ ናይ ባዕሉ ሰነድ ምምላእ ኣይከኣልን

9 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዘያ ክሳብ ወረዳ ሰምረ ቤት ፅሕፈት ልመዓተ እቶትን ምምዳር ፋይናንስን አታዊ ክገብር አለዎ

10 ኣብ ሰነድ ጨረታ ግልፂ ንዘይኮኑ ሐሳባት ብፅሑፍ ምሕታት ይከኣል

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሕሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

Backs
Tender Category