ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሮኒክስ እቑሑት ፅገና አወዳዲሩ ን2017 ዓ/ም ውዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 9, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 9, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሮኒክስ እቑሑት ፅገና አወዳዲሩ ን2017 ዓ/ም ውዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ዝርዝር ኣብ ሰንጠረዥ ተጠቒሱ ኣሎተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሕታት

15. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2016/2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን በቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለዎን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

16. Iin Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

17. ቫት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

18. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢን ቦንድ ሕጋውነቱ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ 2000ብር ክልተ ሽሕ ብር/ ብሽም ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ክትሕዝ ዝኸእል

19. ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ደኩመንት ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ኣብ ዳ ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን ፊት ንፊት /ኮሚሳራት/ ቢሮ ቑፅሪ 25 ካብ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ዘይምለስ ብር 50 / ሓምሳ ብር/ ኸፊሉ ይወስድ

20. ተጫረቲ በቲ ዝወፀ Specification መሰረት ናይ ሓደ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሎ ኦርጅናልን ኮፕን ኣብ ዝተኣሸገ ፖስታ መሊኡ የቕርብ

21. ኣሸናፊ ዝኾነ ተወዳዳሪ ንዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቢሮና ኣምፂኡ ክረክብ ዝኽእል

22. መኽበሪ ውዕሊ 10% ካብ ዘሸነፎ ዓይነት ንብረት ቕድሚ ውዕሊ ምእሳሩ ከትሕዝ ዝእልን ውዕሊ ዓሲሩ ንብረት ኣታዊ ዝገብር

23. ቢሮ ካብ ዝፍፅሞ ዕድጊት 20% ምውሳኸን ምቕናስን መሊኡ ምስራዝን ዝኽእል ምዃኑ

24. ኣብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝፈተነ ተወዳዳሪ ካብ ጨረታ ወፃኢ ምግባርን ናይ ጨረታ መኽበሪ ዘትሓዞ ገንዘብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ኮይኑ ኣብ ካልኦት ጨረታ ከምዘይሳተፍ ብሕጊ ተሓታቲ ምዃነ ክፈልጥ ኣለዎ

25. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐለ ዕለት ካብ 29/02/2017 ዓ.ም ክሳብ 09/03/2017 ዓ.ም ይኸውን

26. ጨረታ ዝዕሸገለ ዕለት 09/03/2017 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ሰዓት 4:30 ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪሎ ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት

27. ብመምርሒ መሰረት Vat 15% ዊዝ ሆልድ 2 ክኸፍል ምዃኑ ነፍልጥ፡፡

28. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ ተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብኸፊል ይኹን ብሙሉ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0929827411 /0914000654 ምሕታት ይከኣል እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s