ትራንስ ኢትዮጵያ ሓላ/ዝተ/ውልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቢሮ ዝርከቡ ዘገልገለ ንብረት ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።
  • Posted Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 29, 2017 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሕዳር 6, 2017 08:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:10,000
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሕዳር 6, 2017 08:30 Afternoon
  • Other Sale/ Used Items Sale/
  • Print
  • Pdf

ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ንምሻጥ ዝወፀ ናይ ጨረታ ሊስታ

ቁፅሪ ጨረታ ST/001/2024

ትራንስ ኢትዮጵያ ሓላ/ዝተ/ውልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቢሮ ዝርከቡ ዘገልገለ ንብረት ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ስለ ዝኾነ ቐፂሎም ዝተዘርዘሩ መዐቀኒ ረቛሕታት ዘማልኡ ኣብቲ ጨረታ ኸሳተፉ ይዕድም።

1. ተጫራታይ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ ንና ይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈለ ክኸውን ኣለዎ።

2. ናይጨረታ መኽበሪ ብር 10,000 ብጥረ ገንዘብ ወይም ብCPO መልክዕ ከትሕዝ ዝኽእል።

3. ጨረታ ዝሰዓረ ተ ራታይ ናይ ውዕሊ መኽበሪ (Performance - Guaranty) ብር 20,000 ጥረ ገንዘብ ወይም ብCPO መልክዕ ከትሕዝ ዝኽእል።

4. ተጫረቲ ናይ ሕድሕድ ንመሸጣ ዝቐረበ ንብረት ዝገዝእሉ ዋጋ ብግልፂ ከቕርቡ ይግባእ።

5. ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ዘይሓወሰን ምዃኑ ብግልፂ ክቅመጥ ይግባእ። ቫት ዘይሓወሰ ከምዝኾነ ተገይሩ ይውሰድ።

6. ናይቲ ጨረታ ሰዓራይ ኣብቲ ጨረታ ንዝተዘርዘረ ንብረት ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዚ ካብ መቐለ ዋና ቢሮ ከልዕል ይግባእ ተዘይኣልዒለ ቅድም ኢሉ ዘትሕዞ ገንዘብ ኣታዊ ተገይሩ እቲ ጨረታ ይስረዝ።

7. ተጫረቲ ካብ ሕዳር 02/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 100 እናኸፈሉ ካብ ኢንቨንተሪን ደሊቨሪን ማናጅር ክወስዱ ይኽእሉ።

8. ተጫረቲ ናይቲ ረታ ዋጋ ብፖስታ ብምእሻግ ኣብ ኢንቨንተሪ ማናጅር ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅእስ ስጋብ አዳር 06 2017 ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 8:00 ከእትው ይግባእ።

9. እቲ ረታ ሕዳር 06/2017 ዓም ድሕሪ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለውዎ ኣብ ዓብይ መኣከቢ ኣደራሽ ይኸፈት።

10. ተረቲ ንዝደልይዎ ተወሳኺ መብርሂ ብቁዕሪ ስልኪ 034 440 88 98 ምሕታት ይኸእሉ እዮም።

11. ብዝሒ ናይቲ ንጨረታ ዝቐርብ ንብረት ክውስኽን ክቕንስን ከም ዝኽእል ኣሚኑ ክሳተፍ ፍቓደኛ ዝኾነ።

12. እቲ ትካል ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

Backs
Tender Category