ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 (12 Days)
  • Closing Date: ዓርቢ ሕዳር 6, 2017 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:መሳርሒ ፅሕፈት ብጥረ ገንዘብ 16000 ቅርሺ ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 16000 ቅርሺ ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 5000
  • location: ወረዳ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሕዳር 6, 2017 04:30 Morning
  • Electronic Equipment & Accessories/ Motorcycle Spare Part/ Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

1 ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም ናይ 2016 ዓም ፍቃድ ንግዶም በቢዘርፉ ዘቅረቡን ዝሕድሱን ክኮኑ አለዎም

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገቡ ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድን ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ከፍልቲ ግብሪ መለለይ ቲን ቁፅሪ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገቡ ናይ ወርሒ መስከረም 2017 ዓም ናይ ግበሪ ኣካቢ ኣካል ቫት ዲክለር ዝገበሩ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ መሳርሒ ፅሕፈት ብጥረ ገንዘብ 16000 ቅርሺ ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 16000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ  ፡  መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 5000 ቅርሺ ብዝተረጋገፀ ቼክ  ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሕድሕድ ደኮምንት ሐደ ዋናን ቅዳሕን ኣማሊኦም ክመፁ ይግባእ

7 ጨረታ ዝሳዐሩ ተጫረቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ምስተኣወጀ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ቀሪቦም ናይ ዝሰዓርዎ 10 ሚአታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ አለዎም

8 ሰዓርቲ መፅዓንን መራገፍን ሓዊሱ ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ ናይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ኣታዊ ክገብሩ ዝክእሉ

9 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ብናይ ባዕሉ ዘርፊ ክሳብ 26/2/2017 ዓም ከሳብ 5/3/2017 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ክፍሊ ቁፅሪ 5 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

10 እዚ ጨረታ 6/3/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 6/3/2017 ዓም ልክኧ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማክፍሊ ቁፅሪ 5 ይክፈት

11 ጨረታ ምስተከፈተ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ን 30 ተከታታልቲ መዓልቲ ጥራሕ ይከዉን

12 እቲ ክይዲ ስራሕ ጨረታ ምስተከፈተ ከምኣድላይነቱ ናይቲ ኣቅሓ መጠን ክሳብ 20 መእታዊ ክዉስክ ወይ ክንኪ ይክእል እዩ

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0920253918 / 0920283446

Backs
Tender Category