ወራዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ንወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ እንስሳ መድሓኒት ናዉቲን : ናይ ሞትር ሳይክላት መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 25, 2017 (about 1 month ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:እንስሳ መድሓኒት ናዉቲን 10000 ቅርሺ : ናይ ሞትር ሳይክላት መለዋወጢ ኣቅሑትን 1000 ቅርሺ
  • location: ላዕላይ ማይጨዉ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 04:00 Morning
  • Motorcycle Spare Part/ Veterinary Drugs & Equipment/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈልኩምን ናይ 2016 ን 2017 ዓም በጀት ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩምን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግበሪ ዘለኩም : ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ መስከረም 2017 ዓም ሒሰብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም ናይ ቅድም ክብሉ ዝተገለፁ ረቆሒታት መረዳእታ ዋንኡን ሐደ ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ

4 መከበሪ ጨረታ ንዘይሰዓሩ ሽዑ ዝምለስ ናይ እንስሳ መድሓኒት ናዉቲን 10000 ቅርሺ  : ናይ ሞትር ሳይክላት መለዋወጢ ኣቅሑትን 1000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ተረጋገፂ ብዝቀረበ ቼክ ክተትሕዙ እትክእሉ

5 ተጫራቲ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእል

6 ዝሰዓሮ ንብረት በቲ ዝተወዳደሮ ዉዕሊ መሰረት ካብ ዉዕሊ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ናብ ወራዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር  ኣታዊ ከገብር ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ዝርከበሉ ወራዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ግብርና ዝርከበሉ ህንፃ ኣብ ምድሪ ቤት ዝረከብ ኮይኑ ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ

8 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዋጋ መሊኢኩም ብሽምኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 22/2/2017 ዓም ክሳብ 13/3/2017 ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ መንግስታዊ ስራሕ ሰዓት ኣብ ከይዲ ስራሕ ናብ ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ አታዊ ክትገብሩ ትክእሉ

9 ጨረታ 13/3/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ኩለ ዘማላኡ ብዘይልዉሉን ከም ዝክፈት ንገልፅ

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

12 ንናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሖ መስከረም 2017 ዓም ሒሳብ ዝፈለጠሉ ዲክሊር ዝገበረሉ ዝብልን ኣይካትትን

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0913875262

Backs
Tender Category