ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይድ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

 መሳርሒ ፅሕፈት : 2 እንስሳት መድሓኒት  :  3 መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና :  4 መለዋወጢ ኣቀሑት ሞተር ሳይክል :  5 ዕጥቂ ስፖርት :  መሳርሒ ሕትመት

1 ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም: ንመሳርሒ ፅሕፈት ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ መስከረም 2017 ዓም ዲክላሬሽን ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን ቁፅሪ / ዘለኩም :  ናይ 2017 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር  ሰርተፊኬት ብቅዳሕ መልክዕ ምስ ሰነድ ጨረታ ከቅርቡ ዝክእሉን : 2 ሚእታዊ ዊዝ ሆልድንግ  ታክሲ ክከፍል ዝክእል

3 ናይ ዝቀርብ ንብረት ዓይት ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፊ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ነኒበይኑ ተዓሺጉ ክቅርብ ይግባእ

5 ኣብ መንግስታዊ ጨረታ ኣብ ዝኮነ ይኩን ትካል ዝተኣገደ ነጋዳይ ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ኣይክእልን

6 ከይዲ ጨረታ ብዘኣይአገባብ ንምዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዘሐትንን ጨረታ ንከይሳተፍ ክሳብ ምእጋድ ስጎምቲ ዘስዕብ ምካኑ ንሕብር

7 ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ እንትምላእ ሽም ኣድራሽ ፊርማን ማህተምን ክዓርፎ አለዎ

8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን30 መዓልቲ ይከዉን

9 ንሕድሕድ ጨረታ ዋጋ እንትምላእ በቲ ዝቀረበ ስፐሰፊኬሽን ክምላእ አለዎ ናይ ባዕልካ እስፐሲፈኬሽን ምእታዉ ኣይፈቀድን ግልፂ ኣይኮነን ኢሉ ምስ ዝኣምን ድማ ብኣካል ቀሪቡ ወይ ብስልኪ ክሓትት ይግባእ

10 ጨረታ መከበሪ መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ን እንስሳት መድሓኒት  :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ን መለዋወጢ ኣቀሑት ሞተር ሳይክል ን ዕጥቂ ስፖርት  ንብስወከፎም  3000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ፅሬትን : መሳርሒ ሕትመት 2000 ቅርሺ ብጥረ ገነዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ ምካንኩም ክንገልፅ ንፈተዉ ከምእዉን መከበሪ ጨረታ ዝልቀቅ ሰዓራይ ዉዕሊ ምስኣሰረ ይከዉን

12 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ ዉዕሊ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ክኣስር ዝክእልን ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል

12 እቲ ሰነድ እንትምላእ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን እንተሃልዎ ፊርማ ክዓርፎ አለዎ

13 ኣብ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ምስተከፈተ ካምኣድላይነቱ ናይቲ ዝግዛእ ኣቅሓ ክሳብ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል

14 ጨረታ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 27/2/2017 ዓም ክሳብ 11/3/2017 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ሰራሕ ምምሕዳር ንብረትን እናመፃእኩም ኣብ ናይ ሰራሕ መዓሰለቲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

15 እቲ ጨረታ 12/3/2017 5:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30  ይክፈት

16 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914779492 / 0952812972/  0968926261

Backs
Tender Category