ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮክስ ካልኦት ተዛመድቲ ኣቁሑት ብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 18, 2008 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሚያዝያ 28, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:12000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሚያዝያ 28, 2008 06:00 Afternoon
  • Electronic Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

በዚመሰረት

  1. ዝትሐደሰናይ 2008 ዓ/ም ንግዲፈቃድዘለኩም::
  2. ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩም::
  3. ናይ ግብሪ ካፋላይ መፍለይ ቁፅሪ/TIN/ መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ::
  4. ቫት ዝተመዝገብኩምን ኣብ 2008 ዓ/ም ዲክለር ዝገበርኩምን::
  5. ተጫራቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /specification/ መሰረት መሊኡ ዘቕርብ ክኸዉን አለዎ::
  6. መቅረብቲ ካብ ዕለት 17/ 08/ 2008 ዓም ክሳብ ዕለት 28/08/ 2008 ዓ/ም 30.00 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድን ኣብዘተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካአል::
  7. መኽበሪ ጨረታ 12000 /ዓሰርተ ክልተ ሽሕ/ Â ብ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅደሚ እቲ ፖስታ ምኽፋቱ ክትሕዙ አለዎም::
  8. ጨረታ ዝዕሽግሉ ዕለት 28/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸቡ ይክፈት::
  9. ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ንምክፋት ዝዓግቶ የለን
  10. ጨረታ ዝፀንዐሉ ግዜ እቲ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለትÂ ጀሚሩን 45 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ::
  11. ቤ/ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሐለወ እዩ::
  12. ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ደሚሮም አብቲ ቤ/ፅሕፈትና ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ድልየት መግለፂ ጥራሕ ይኮዉን::
  13. ነብሰ ወከፍ ገፅ ማሕተም ናይ ድርጅቱኩም ከዓርፎ ኣለዎ ::

ኣድራሻ ሓዱሽ ህንፃ ኤጀንሴ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ጎኒ ቤት ትምህርቲ መርሲ ፋይናንስን ህንፃ 1ደብሪ ቑፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን::

N.B ተጫራታይ/ ሰዓራይ/ መጀመሪያ ቅድሚ ንብረት ኣታዊ ምግባሩ ሳምፕል ከቅርብ አለዎ

  • ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪÂ 344402860 ምርካብ ይካኣል::
Backs
Tender Category