መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላለዩ ተሃነፅቲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (20 Days)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 03:30 Morning
  • Photography & Filming Service/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላለዩ ተሃነፅቲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ታ.ቁዓይነት ንብረት ወይ ግልጋሎትመለክዒበዝሒ ብግምናይ ሓደ ጉርዲ ፎቶ መሕፀቢ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ጉርዲፎቶ 4ብ3 ምሕፃብ ጥራሕ ንዓመት ዉዕሊ ምእሳርቁፅሪ4000

ተወድደርቲ ከማልእዎን ክርድእዎን ዝግባእ

1/ በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2016/2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

2/ ሰዓሪ ትካል ናይ ዝሃቦ ግልጋሎት ዝኸፈሎ ብር ልዕሊ 5000 ብር ተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ይኸፍል እቲ ዝሕፀብ ፎቶ ብዕሬትን ሰለጤንን ሓፂቡ ከረክብ ኣለዎ

4/ ተወዳደርቲ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቅላላዋጋን ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ ድማ ምስ ቫቱ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ሰነድ ናይ ቤት ፅሕፈት ጥራሕ ዋጋ ተመሊኡ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ክቐርብ ኣለዎ

5/ ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 18/02/2017ዓ/ም ክሳብ 22/02/2017ዓ/ም ሰዓት 3.00 ካብ መቐለ ቤት ህንፀት ቢሮ ቁጽሪ 6 ክወስዱ ይክእሉ _ እቲ ጨረታ ዕለት 22/02/2017ዓ/ም ሰዓት 3.30 ተዓፅዩ ሰዓት 4.00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኹን ኣብ ዘይተረኸብሉ ይኽፈት ጨረታ ሰዓራይ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ መኽበሪ ዉዕሊ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ 1000 ብጥረገንዘብ ከትሕዙ ኣለዎም ድሕሪ ጨረታ ሳፁን ምዕሻግ ዝመፅእ ፖስታ ይኹን ሓሳብ ተቐባልነት የብሉን

6/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ

ዝተሓለወ እዩ

7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0975452063/0914120805 ምሕታት ይከኣል መቐለ

Backs
Tender Category